Red Sea camel's

Eritrea for Eritreans🇪🇷✅💯💪🇪🇷 9 in 1 ❤️🇪🇷

30/03/2024

Senegal 🇪🇷 🇸🇳 |• ፕረዚደንት ኢሰይያስ ኣፈዎርቂ፡ ብስም መንግስቱን ሃገሩን - ሓዲሽ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሰኔጋል ኮይኑ ንዝተመርጸ ፕረዚደንት ባሲይሩ ዳይማየ ፋየ - ናይ የዉሃና መልእኽቲ ሰዲድሉ፡

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ኣብ መልእኽቱ፡ ምምራጽ ሓዲሽ ፕረዚደንት፡ ንሸቶታት ቁጠባዊ ምዕባለን ገስጋስን ሪፓብሊክ ሰኔጋል ብመንጽር እቲ ኣብ ሓዲሽ "ግሎባላዊ ትሕተ-ቅርጺ ምሕደራ" ዘለዎ መረዳእታን መርገጽን ተራእዩ፡ ንቅድሚት ዝደፍእ ምዃኑ፡ ዘለዎ እምነት ገሊጹ።

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ዝምድናን ምትሕብባርን ንምድልዳሉ፡ በብወገነን ክሰርሓሉ ዘለዎ ተስፋ ድሕሪ ምግላስ፡ ንፕረዚደንት ባሲሩ ዲዮማየ ፋየ ምሉእ ጥዕናን ዓወትን ተመኒይሉ።

ሰኔጋል፡ ብ24 መጋቢት 2024 ወግዓዊ ብዝገበረቶ ዉጽኢት ምርጫ መሰረት፡ ወዲ 44 ባሲሩ ዲዮማየ ፋየ፡ ንማኪ ሳል ተኪኡ፡ ፕረዚደንት እታ ሃገር ኮይኑ ምምራጹ ይዝከር።

ሓበሬታ፡ ሚ/ዜና፡
NationalEr Interest

30/03/2024
29/03/2024

#ይቕሬታ🙏
'nasai

ካብ ህዝቢ ጃፓን እንታይ ንመሃር፧

ሓደ እዋን እዩ፡ ኣብ ቬትናም ታን ሶን ንሓት ኤርፖርት፡ ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ጃፓን፡ ብምኽንያት ተፈጥሮኣዊ ጸገማት (ብርቱዕ ማይ) ስለዘጋጠመ፡ እታ ነፋሪት ደንጒያ።

ክንዲ ዝኾነ ድማ፡ እቶም ሰራሕተኛታት ኣብ ቅድሚ እቲ ተጓዓዛይ ቀሪቦም ይቕሬታ ሓተቱ።

ኩሉ ተጓዓዛይ ድማ እምብዛ ተገረመ፡ ልቡ ረስረሰ፡
ቂምታ ረሰዐ። ጉዕዝኡ ቀጸለ። ብሰላም ድማ ነናብ እቲ ዝደለዮ በጽሐ።

Gomen'nasai🙏
ይቕሬታ!!!!



ብቋንቁኦም "ጎሜን ናሳይ" ይብሉ ተደፊዖም፡ ይቅረ ክብሉ እንከለዉ። ኣብ ዓለምና ከኣ እቲ ዝነወሐ ዕድመ ዝነብሩ ንሳቶም እዮም።

ኣብ ዓለምና ዝበዝሑ Centenarian (ልዕሊ 100 ዓመት ዕድመ ዘለዎም ሰባት) ዝርከባ ሃገር ጃፓን እያ። ኣብ 2017 ኣስታት 153 ዝኾኑ ኔሮም።



ፈውሲ ኩሉ እዩ!
ሩፍታ እዩ!!
ቅሳነት እዩ!!
እፎይታ እዩ!!!

ህዝቢ ጃፓን ብደረጃ ዓለም ምቅሉል፡ መክበር ሰብን ቆጸራ ብምኽባር ዝፈለጥ እዩ።

Much respect
japanees people!!

#ንሕናኸ

ኣብ ከምዚ ኩነታት ከመይ ኢና፧! ዓቅሊ ጌርና ነቲ ዘጋጠመ ኩነተ ተፈጥሮ ንቅበሎ ዲና፧ ወይሲ ጓል መንገዲ ፈጢርና ኣብ ምንጽርጻር ኢና ንኣቱ፧

ንነብስና ንፈትሽ!!

Gomen'nasai
ይቕሬታ!!!!

#መልእኽተይ

ንሓደ ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ንዝበደልካዮ ጉዳይ ይቕሬታ ምሕታት ልቦና እዩ። ዘይምሕታት ግና መርኣያ ትዕቢት ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ ምቅልጣፍ ውድቀት'ውን ዝለዓለ ተራ ይጻወት!!

#ስለዚ

ይቕረ ብምብህሃል ዝያዳ እምሪን ፍቅርን ክንውስኽ ንጽዓር!

ወድሓንኩም።
ይቕረ ምባል ልቦና እዩ!!

ፓሎ-ዘ-ፓራዲዞ
ምንጪ ጽሑፍ The Beautiful Things page
28/03/2024

24/02/2023

ዋዕሮታትና ♥️🇪🇷♥️

Dr.A(raei24h) is LIVE | TikTok 13/01/2023

Dr.A(raei24h) is LIVE | TikTok 🦅Become more-DrA. Check out Dr.A(raei24h) LIVE videos on TikTok! Watch, follow, and discover the latest content from Dr.A(raei24h).

Wollen Sie Ihr Service zum Top-Medienfirma in Zürich machen?
Klicken Sie hier, um Ihren Gesponserten Eintrag zu erhalten.

Kategorie

Adresse


Zürich

Andere Digital Creator in Zürich (alles anzeigen)
Transformer Transformer
Häldeliweg 35
Zürich, 8044

Gegründet: 2001 in Zürich

PinkBüsi PinkBüsi
Zürich

Creating art and others for YOUR pleasure. 🇨🇭🇩🇪🇺🇸

Hyped Youth Hyped Youth
Zürich

❤️

Onpress Onpress
Starengasse 5
Zürich, 8052

Portal informativ . .

Mamita Cel Mamita Cel
Zürich

Welcome to my profile!

What’s up World What’s up World
Zürich, 8302

Come with me and let‘s travel the world!

Yessi_ar Yessi_ar
Zürich

Insta: Yessi_ar77

We love nature and adventure We love nature and adventure
Zürich, 8021

Nature,Adventure and Travelogue

Fivesteps Fivesteps
Grubenstrasse 38
Zürich, 8045

Your new website – fast, easy and at the best price!

Spirit of Switzerland Spirit of Switzerland
Zürich

🥰Amazing people 💎Wonderful cities 🏔️Irresistible nature 🌳Splendid landscapes 🥐Delicious food

Farjana's world Farjana's world
Zürich

আলহামদুলিল্লাহ