ድንግለይ እያ ዋሕስ ሂወተይ

ድንግለይ እያ ዋሕስ ሂወተይ

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ድንግለይ እያ ዋሕስ ሂወተይ, Arts and entertainment, Cairo.

26/03/2024

መንፈሳዊ ፍሊም ቅዱስ ኣባ ኖፌር

15/03/2024

👂👂👂
❣️🙏🏻 ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጎይታና መድሓኒና ከም ብዝሒ ሓጣያትና ዘይ ኮነስ ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠምተና ♥️♥️♥️🙏🙏🙏

10/03/2024

9 ኣቆንዘዉቲ ሓቅታት ብዛዕባ ሂይወት!

1, ኣብዛ ዓለም ዋላ ሓደ ሓቀኛ ሰብ የለን፣ኩሉ ሰብ ሓሳዊ ገጽ ኣለዎ።

2,ሰባት ንገንዘብ'እንበር፥ንሰባት ኣይኮኑን ዘክብርዎም።

3,እቲ ኣዚካ ዝያዳ ተፍቅሮ ሰብ ኢዩ ዝያዳ ኩሉ ዝጎድኣካ።

4,ኣብ ዝታሓጎስካሉ ነቲሙዚቃ ኢካ ተስተማቅሮ፣ኣብ ዝሓዘንካሉ ግና ነቲ ግጥሚ ኢካ ዝያዳ'ተስተማቅሮ(እቲ ግጥሚ ዝያዳ ይርዳኣካ)።

5,ኣብ ሂይወት ክልተ ነገራት ኢዮም ዝገልጹካ፣ቀዳማይ፣ዓቅልካ ኣብቲ ዋላ'ሓደ ዘይብልካ ግዜን፣ካላኣይ ድማ፣ኣቃዉማካ/ኣጣማምታካ፣ኩሉ ነገር ኣብዝሃለወካ ግዜን።

6,ምዉድዳር እቲ ቀንዲ ሰራቂ ሓጎስ ኢዩ፣ኣብቲ ዉልቃዊ ጉዕዞ ሂይወትካ ብከመይ ከምትበጽሖን ጥራሕ ኣድህብ።

7,እታ ቀዳመይቲ ዉድቀት/ፍሽለት ኣብ ቅድሚ ኩሉ ሰብ ትጸፍዓካ፣ዓወት ግና ኣብ በይንካ/ጽሞና ትሓቅፎካ።

8,ግዜ ንኩሉ ነገር ኣይኮነን ዘሕዉዮ፣ከምይ ጌርካ ቃንዛ እንዳሃለወካ ክትነብር ከምትክእል ኢዩ ዝምህረና።

9,እምነት ማለት ኩሉ ነገር ኢዩ፣ሓንሳብ እንተ'ተሰይሩ ግና፣ይቅረታ ምሕታት ትርጉም የብሉን።

ካብዚኤን ምስ ኣየነይቲ ኢኩም ትሳማምዑ፣ምስ ኣየነይቲ'ከ ዘይትሳማምዑ፧ስለምንታይ፧

ምንጪ ካብ Rah-bitworks ዝብል ናይ insta ዝተተርገመ'ኢዩ!
Jambo Ja

03/03/2024

መዝሙር, ነዋሕ

የፍቅረካ’የ ንስኻ ትፈልጥ ‘ምበር
ይኣምነካ ‘የ ሰልከልከል በዚኁኒ ‘ምበር
ክስዕበካ’የ ምሉእ ፍቕሪ ዓድለኒ
ጉድለት እምነተይ ኣርሒቕካስ ተቐበለኒ

ኣሚነን ወሲነን ወገን ናትካ ኮይነ ተሰሊፈ እንድየ ጐይታይ
እንታይ ደኣ ኮይኑ ጸጋይ ተገፊፉ ካልእ ኮይኑ ዕላማይ
የፍቅረካ ክብል ፍረ ይስእነሉ ተግባረይ ይጎድለኒ
ውሑድ’ዩ እምነተይ በርቲዐ ክትንስእ ባዕልኻ ወስኸኒ

ዓስቢ ዓለም ደልየ ፍቓዳ መሊኤ ዓጊበ’ኳ ኣይፈልጥን
መሊአ ጎዲለ ተፈራሪቐ ’ምበር ሓሳበይ ኣየዕረፈን
ምሳኻ ግን ኣሎ ፍጹም ጣዕሚ ሕይወት ጀሚሩ ዘየቋርጽ
ፍቓድካ ክመልእ ፍቓድካ ይኹነለይ ተለዊጠ ክሕደስ

ክድምድም’የ ገና ፍጻሜ ኣይረኸብኩን ክሳብ ቦታ ዕረፍተይ
ክትንስእ ’የ ጌና ክጋደል ድማ ’የ ክቕጽሎ መንገደይ
ሳህልኻን ምሕረትካን ደገፍ ክኾናኒ ክስዕባኒ ’የን ጐይታይ
ብተስፋ ክነጽህ ጽውአይ ከንጀርብብ ኣብ ሰማያዊት ቤተይ

29/02/2024
24/02/2024

ጸሎታን በረከታን ጣዕማን ፍቕራን ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን ።💖⛪🙏🏻💒❤️

23/02/2024
23/02/2024

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! אדלו אלמאיהו, Ezu Habesha, Mia Mader, Bibi Kidane, Arsema Bereketab, Freselame Robel Robel, ሳሚ ኣርሰናላዊ, Genet Hagos, Tewelde Oqkubagabr, ወዲ ሮማ ሽኮር, ህያብ ድንግል ማርያም, Balaay Taddassaa, Hagos Sbhatu, Adulis Buya, Fasil Massawa, Bereket Kiros, Yacob Tekeste, Bana Hadush, Bereket Tesfahannes, Sami Samuel, ሓዊ ዘቢብ ተበዳሊ, Mahlet Teklehaymanot, ወዲ ተኽለ, Gh Gj, Biniam Teshome

23/02/2024

🇪🇹 😍 ❤️ 🇪🇷 🙏🏻⛪💒

30/01/2024

ድንግል ማርያመይ 'ያ ዋሕሰይ

30/01/2024

መ/ዳዊት 125 ፥1- 2
እቶም ብእግዚኣብሄር ዚውከሉ ኸምታ ዘይትናወጽ፣
ንዘለአለም እትነብር ከረን ጽዮን እዮም።
ኣብ ዙርያ የሩሳሌም ኣኽራን ኣሎ፣
እግዚኣብሄር ከኣ ካብ ሕጂ ኽሳዕ ዘለአለም ኣብ ዙርያ ህዝቡ እዩ።

27/01/2024

መ/ዳዊት 56 ; 12-13
ዎ ኣምላኽ፣ መብጽዓኻ ኣብ ልዕለይ ኣሎ፣
ኣብ ብርሃን ህያዋን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክመላለስሲ፣
ንነፍሰይ ካብ ሞት፣ ነእጋረይውን ካብ ውድቀት ኣድሒንካየን ኢኻ እሞ፣
መስዋእቲ ምስጋና ከቕርበልካ እየ።

27/01/2024

መ/ዳዊት 54 ፥ 6 - 7
ፈትየ መስዋእቲ ከቕርበልካ፣
ጐይታየ፣ ስምካ ሰናይ እዩ እሞ፣ ከመስግኖ እየ።
ንሱ ኻብ ኵሉ ጸበባ ኣውጺኡኒ እዩ እሞ፣
ዓይነይ ንጸላእተይ ባህ ኢልዋ ረአየቶም።

10/01/2024

10/01/2024

🇪🇷 😍 ❤️ 🇪🇹 #⛪️

18/12/2023

መዳዊት 25 : 3
ንኣኻ ዚጽበዩ ከቶ ኣይኪሐፍሩን፣
እቶም ብዘይ ምኽንያት ዚጠልሙ ግና ኪሐፍሩ እዮም።

Want your establishment to be the top-listed Arts & Entertainment in Cairo?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Videos (show all)

መንፈሳዊ ፍሊም ቅዱስ ኣባ ኖፌር#Eritrea #orthodox_tewahdo #menfesawiflim#Mezmur
👂👂👂❣️🙏🏻 ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጎይታና መድሓኒና ከም ብዝሒ ሓጣያትና ዘይ ኮነስ ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠምተና ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
ጸሎታን በረከታን ጣዕማን ፍቕራን ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ኣሜን ።💖⛪🙏🏻💒❤️
Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! אדלו אלמאיהו, Ezu Habesha, Mia Mader, Bibi Kidane, Arsema...
#ethiopiaorthodoxtewahedo #eritreanorthodoxmezmur #menfesawi #Mezmur #tewahdoorthodox 🇪🇹 😍 ❤️ 🇪🇷 🙏🏻⛪💒
ድንግል ማርያመይ 'ያ ዋሕሰይ #eritreanorthodoxmezmur #ethiopiaorthodoxtewahedo #tewahdoorthodox #menfesawi #Mezmur
መ/ዳዊት 125 ፥1- 2እቶም ብእግዚኣብሄር ዚውከሉ ኸምታ ዘይትናወጽ፣ንዘለአለም እትነብር ከረን ጽዮን እዮም።ኣብ ዙርያ የሩሳሌም ኣኽራን ኣሎ፣እግዚኣብሄር ከኣ ካብ ሕጂ ኽሳዕ ዘለአለም ኣብ ...
መ/ዳዊት 56 ; 12-13ዎ ኣምላኽ፣ መብጽዓኻ ኣብ ልዕለይ ኣሎ፣ኣብ ብርሃን ህያዋን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ክመላለስሲ፣ንነፍሰይ ካብ ሞት፣ ነእጋረይውን ካብ ውድቀት ኣድሒንካየን ኢኻ እሞ፣መስዋእ...
መ/ዳዊት 54 ፥ 6 - 7ፈትየ መስዋእቲ ከቕርበልካ፣ጐይታየ፣ ስምካ ሰናይ እዩ እሞ፣ ከመስግኖ እየ።ንሱ ኻብ ኵሉ ጸበባ ኣውጺኡኒ እዩ እሞ፣ዓይነይ ንጸላእተይ ባህ ኢልዋ ረአየቶም።

Telephone

Website

Address

Cairo
GIZA

Other Arts & Entertainment in Cairo (show all)
Sassou sd Sassou sd
Egypt/KSA/Yemen
Cairo

Hi all, ˜”Ideas can come from anywhere. Ideas need time and space to grow. Be honest and trust your instinct. .... Souart sd.│║��

Moustapha Berjaoui Moustapha Berjaoui
Cairo

Multi Award-Winner Corporate Mentalist, Hypnotist, Magic Creator & Consultant Instagram: @MoustaphaBerjaoui CEO @illusionary

i want forget u  but i can't i want forget u but i can't
Ain Shams
Cairo, 11311

This pages publishes many topics and we r keen on ur satisfaction

PixelFilm PixelFilm
56
Cairo, 11221

Cinema lover who takes from pictures everything about his life, maybe more

EL-flastiny EL-flastiny
Cairo, 11711

لجميع انواع الدعاية والإعلان والطباعة والصور والمجات والجرابات للموبايل

Adel Gharib Adel Gharib
Cairo

فى حب�مصر أم الدنيا �

Graffiti club Graffiti club
Nasr City
Cairo

graffiti art

Arty Apes Workshop Arty Apes Workshop
Cairo

The studio is a center for encouraging freedom of expression that can nurture how we grow, observing the world around us and to learn about creativity. We want to inspire a commu...

Free Free
Cairo

Forget you world in ours

Eslam Seadawi - إسلام سعداوى Eslam Seadawi - إسلام سعداوى
Cairo

Software Engineer | TV Presenter

Mico Live Mico Live
Heliopolis
Cairo

live stream