Wakanda Travel Group

Wakanda Travel Group

Wakanda T.G is a travel industry dedicated group offering you travel associated services.

ዋካንዳ ( Wakanda Travel Group ) ብሕታዊ ጉጅለ ኮይኑ ኣብ ቱሪዝምን መጎዓዝያን ኢንዳስትሪ ዝዓለመ ንቅሓት ንምፍጣር ከም ዕላማ ሒዙ ዝሰርሕ ጉጅለ እዩ። እዚ ጉጅለ ምስ ዝተፈላለዩ ናይ ዓለምና መስሕብ ቦታታትን፣ ካብ የዒንትና ተኸዊሉ ዘሎ ባህርያዊ ጽባቐ ናይዛ ፕላኔት ከምኡ 'ውን ምስ ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባት ዘለና ርክብን ኣፍልጦን ብምብራኽ ዝያዳ ቕርበት ንኽንፈጥርን ሌላ 'ውን ን ኽህልወና ዝሕግዝ አዩ። ነዚ ዕላማ እዚ ዘንጸባርቅ '' እታ ዓለም 'ውን ቤትና እያ '' ብዝብል ጭርሖ ዕላምኡ ንምትግባር ይነጥፍ ኣሎ። እዚ ጉጅለ እዚ ብተወሳኺ ናይ ኣየር ቲኬት ኣገልግሎት፣ መስርሕ ምስላጥ ቪዛ፣ ናይ ሆቴል ኣገልግሎት፣

23/05/2024

ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ ካብ ናብን ዝተፈላልየ ሃገራት ትገብርዎ መገሻታት ብፍላይ ካብ ኤሮጳን ኣሜርካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ትገብርዎ ጉዕዞ ትካልና ኣገዳሲ ውዕላት ብምፍጻም በዞም ዝስዕቡ መንገዲ ኣየራት ናይ ኣየር ትኬት ክፍሊት ብ ናይ ኢትዮጵያ ብር ከም ዝኽፈል ብምግባር ዋጋ ኣየር ትኬት ክሳብ ናይ 50 % ከም ዝጎድለልኩም ብምግባር ተገልገልቱ ክትኮኑ ብኽብሪ ይዕድም ✈️

> Turkish Airlines
> EgyptAir
> Qatar Airways
> Fly Dubai
> Kenyan Airways

መዓስ እዚ ጥራይ ብ Kenyan Airways ትገብርዎ ጉዕዞ 'ውን ካብን ናብን ዝኾነት ሃገር መግዝኢ ትኬት ብ ብር ክንቅበለኩም ንኽእል ኢና።

ን መገሻ ዝምልከት ናጻ ናይ ሓበሬታ ኣገልግሎት ስለ ዘለና በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም።

Our contact:
+2519 56 475 063
+2519 56 407 408
+971 561 102 875

www.flywakanda.com

ኣድራሻና:
ዛም ሞል ህንጻ 1ይ ደርቢ, ለቡ ሙዚቃ ሰፈር, ኣዲስ ኣበባ.

ከምዚ ዓይነት ተመሳሳሊ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምርካብ ነዛ ፔጅ ፎሎው ብምግባር ተኸታተሉና።

Mussie Mihretab

14/05/2024

ዋጋ ኣየር ትኬት ብ 50 % ብ ከመይ ክጎድል ይኽእል ?

ሓደ ካብ ኣገደስቲ ውዕላት ናይዚ ዓመት ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ ምስ ዝተፈላለያ መንገዲ ኣየራት ዝኣተወቶ ውዕል ካብን ናብን ዝኾነት ሃገር ዝግበር በረራ ብ ናይ ኢትዮጵያ ገንዘብ ትኬት ንክቑረጽ እዩ፡ እዚ ማለት ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት ብ ዶላር ወይ ብ ኤሮ ዝኽፈል ዝነበረ ናይ ኣየር ትኬት ክፍሊት ብ ብር ክቕየር እንከሎ ብ ናይ ኣስታት 50 % ምጉዳል ዋጋ ስለ ዘምጽእ እዩ።

ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ ካብ ናብን ዝተፈላልየ ሃገራት ትገብርዎ መገሻታት ብፍላይ ካብ ኤሮጳን ኣሜርካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ትገብርዎ ጉዕዞ ትካልና ኣገዳሲ ውዕላት ብምፍጻም በዞም ዝስዕቡ መንገዲ ኣየራት ናይ 50 % ምጉዳል ዋጋ ብምግባር ኣየር ትኬት ቀሪብልኩም ኣሎ ✈️

> Turkish Airlines
> EgyptAir
> Qatar Airways
> Fly Dubai
> Kenyan Airways

መዓስ እዚ ጥራይ በዞም ተጠቒሶም ዘለዉ መንገዲ ኣየራት ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባ ትገብርዎ ጉዕዞ መግዝኢ ትኬት ብ ናይ ኢትዮጵያ ብር ክንቕበለኩም ንኽእል ኢና። ብ Kenyan Airways ትገብርዎ ጉዕዞ 'ውን ካብን ናብን ዝኾነት ሃገር መግዝኢ ትኬት ብ ብር ክንቅበለኩም ንኽእል ኢና።

ን መገሻ ዝምልከት ናጻ ናይ ሓበሬታ ኣገልግሎት ስለ ዘለና በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም።

Our contact:
+2519 56 475 063
+2519 56 407 408
+971 561 102 875

www.flywakanda.com

ኣድራሻና:
ዛም ሞል ህንጻ 1ይ ደርቢ, ለቡ ሙዚቃ ሰፈር, ኣዲስ ኣበባ.

ከምዚ ዓይነት ተመሳሳሊ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምርካብ ነዛ ፔጅ ፎሎው ብምግባር ተኸታተሉና።

13/05/2024

www.flywakanda.com

Photos from Wakanda Travel Group's post 12/05/2024

ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ ርሑስ በዓል ዳግማይ ትንሳኤ እንዳተመንየ ስሉጥ ናይ ቪዛ ከምኡ 'ውን ናይ ኣየር ትኬት ኣገልግሎት ቀሪቡ ዓማዊሉ ክትኮኑ ብክብሪ ይዕድም።

ሰላምን ቅሳነትን፡ጥዕናን ሓጎስን፡ዓወትን ዕብየትን ትጓነጸፍሉ ኣውደኣመት ንምነየልኩም።

📷 Special thanks to Dlay Pictures - Ermias Dlay

01/05/2024

ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ ፍቕርን በረኸትን ዝመልኦ ርሑስ በዓል ፋሲካ እንዳ ተመነየ ካብ ናብን ዝተፈላልየ ሃገራት ትገብርዎ መገሻታት ብፍላይ ካብ ኤሮጳን ኣሜርካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ትገብርዎ ጉዕዞ ትካልና ኣገዳሲ ውዕላት ብምፍጻም በዞም ዝስዕቡ መንገዲ ኣየራት ናይ 50 % ምጉዳል ዋጋ ብምግባር ኣየር ትኬት ቀሪብልኩም ኣሎ ✈️

> Turkish Airlines
> EgyptAir
> Qatar Airways
> Fly Dubai
> Kenyan Airways

መዓስ እዚ ጥራይ በዞም ተጠቒሶም ዘለዉ መንገዲ ኣየራት ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባ ትገብርዎ ጉዕዞ መግዝኢ ትኬት ብ ናይ ኢትዮጵያ ብር ክንቕበለኩም ንኽእል ኢና። ብ Kenyan Airways ትገብርዎ ጉዕዞ 'ውን ካብን ናብን ዝኾነት ሃገር መግዝኢ ትኬት ብ ብር ክንቅበለኩም ንኽእል ኢና።

ን መገሻ ዝምልከት ናጻ ናይ ሓበሬታ ኣገልግሎት ስለ ዘለና በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም።

Our contact:
+2519 56 475 063
+2519 56 407 408
+971 561 102 875

www.flywakanda.com

ኣድራሻና:
ዛም ሞል ህንጻ 1ይ ደርቢ, ለቡ ሙዚቃ ሰፈር, ኣዲስ ኣበባ.

ከምዚ ዓይነት ተመሳሳሊ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምርካብ ነዛ ፔጅ ፎሎው ብምግባር ተኸታተሉና።

Mussie Mihretab

26/04/2024

ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ እምበኣር ካብን ናብን ዝተፈላልያ ሃገራት ንእትገብርዎ መገሻታት ካብቲ ናይ መንገዲ ኣየር ምጉዳል ዋጋ ጌርና ኣየር ትኬት ቀሪብናልኩም ኣለና ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ኣብ ታሕቲ ዝርከብ ኣድራሻ ተወከሱና።

ን መገሻ ዝምልከት ናጻ ናይ ሓበሬታ ኣገልግሎት ስለ ዘለና ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም።

Our contact:
+2519 56 475 063
+2519 56 407 408
+971 561 102 875

www.flywakanda.com

ኣድራሻና:
ዛም ሞል ህንጻ 1ይ ደርቢ, ለቡ ሙዚቃ ሰፈር, ኣዲስ ኣበባ.

ከምዚ ዓይነት ተመሳሳሊ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምርካብ ነዛ ፔጅ ፎሎው ብምግባር ተኸታተሉና

10/04/2024

EID MUBARAK to our Muslim brothers and Sisters.

14/03/2024

እዚኣ ትሪእዋ ዘለኹም መንእሰይ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ኮሌጅ ኣቭዬሽን ኤርትራ ዝተመረቐት ጓል 23 ዓመት መንእሰይ ፓይለት ሃና ኪዳነ ትባሃል። ምስኣ ዝተገብረ ምሉእ ዕላል ንምክትታል ኣብ ታሕቲ ዘላ ሊንክ ጠዊቅኩም ተኸታተሉ።

Meet Second lieutenant Hana Kidane, a 23-year-old Eritrean who has recently graduated from the College of Aviation of Eritrea as a pilot.

https://shabait.com/2022/03/23/i-think-the-aviation-college-is-very-crucial-for-the-future-of-the-eritrean-air-force-second-lieutenant-hana-kidane/

Photos from Wakanda Travel Group's post 08/03/2024

✈️✈️✈️ Happy International Women's Day

𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖗𝖆𝖛𝖊𝖑 𝖌𝖗𝖔𝖚𝖕

04/03/2024

ከምቲ ዝፍለጥ በረራታት ካብን ናብን ካርቱም ሱዳን ብሰንኪ ኲናት ተቋሪጹ እዩ ዘሎ። ከም መተካእታ ናይዚ ካኣ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ፖርት ሱዳን ነቲ ዝነበረ መስመር ብምትካእ ንጡፍ ኣገልግሎት ኣብ ምሃብ ይርከብ ኣሎ። ካብን ናብን ፖርት ሱዳን ዝግበር መገሻታት ሓበሬታ ንምርካብ ናጻ ናይ ሓበሬታ ኣገልግሎት ስለ ዘለና ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም።

ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ እምበኣር ካብን ናብን ፖርት ሱዳን - ኣዲስ ኣበባ ን እትገብርዎ መገሻታት ካብቲ ናይ መንገዲ ኣየር ብ 30 % ምጉዳል ዋጋ ጌርና ኣየር ትኬት ቀሪብናልኩም ኣለና ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ኣብ ታሕቲ ዝርከብ ኣድራሻን ተወከሱና።

ሰሙናዊ በረራታት : ረቡዕን ቀዳምን

Our contact:
+2519 56 475 063
+2519 56 407 408
+971 561 102 875

www.flywakanda.com

ኣድራሻና:
ዛም ሞል ህንጻ 1ይ ደርቢ, ለቡ ሙዚቃ ሰፈር, ኣዲስ ኣበባ.

ከምዚ ዓይነት ተመሳሳሊ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምርካብ ነዛ ፔጅ ፎሎው ብምግባር ተኸታተሉና

26/02/2024

ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ ምስዘን ዝስዕባ መንገዲ ኣየራት ውዕል ብምግባር ርትዓዊ ትኬት ክንቅርበልኩም መርበባትና ዘርጊሕና ከነገልገልኩም ድሉዋት ኣለና 🛩️

- Ethiopian Airlines
- Turkish Airlines
- Fly Emirates
- Qatar Airways
- Kenya Airways
- Fly Dubai
- Egypt Air
- Badr Airlines
- Saudi Airlines
- and many more

ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም

📞
+ 2519 56 407 408
+ 2519 56 475 063
+ 971 561 102 875

🔗 ኣብ ዌብሳይትና ኣቲኹም ናይ መገሻ ሕቶኹም ክትልእኩልና ትኽእሉ ኢኹም፥
flywakanda.com

ኣድራሻና
ዛም ሞል ህንጻ, ቁጽሪ ገዛ 107, ለቡ ሙዚቃ ሰፈር እዩ

20/02/2024

እንሆ እቲ ን ነዊሕ እዋን ተተሊሙ ኣብ መስርሕ ዝጸንሐ ናይ ኦንላይን ወኪል ጉዕዞ (Online Travel Agency ) ፕሮጀክት ምስ ብዙሕ ትልምታቱ ኣገደስቲ ኣገልግሎታት ክህብ ኣሃዱ ኢሉ ጀሚሩ ኣሎ። ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻውያን መንገዲ ኣየራት ውዕል ብምግባር ርትዓውን ግዝያውን ዝኾነ ኣየር ትኬት ኣብ ምቕራብ ዓቢ ግደ ክጻወት ዝኽእል መርበብ ዘርጊሕና ከነገልግለኩም ድሉዋት ኣለና። ንዓማዊል ከምኡ 'ውን ን መሻርኽቲ ዝኸውን ክፉት ዕድላት ተቐሪብልኩም ኣሎ ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ኣድራሻ ክትውከሱና ትኽእሉ ኢኹም።

With our streamlined booking system, finding the perfect flight to Wakanda has never been easier. Whether you're searching for budget-friendly options or premium luxury, we have a wide range of airlines and routes to suit every traveler's needs. We are launching our long awaited project to enhance booking and reservation system with convenient and reliable services.

For more information contact us:
+251956 475 063
+251956407 408
+971561102875 Or
You can email us at [email protected]

Or
you can send us inquiries through our website :
flywakanda.com

Photos from Wakanda Travel Group's post 18/01/2024

መንገዲ ኣየር ፍላይ ናስ (Fly Nas) ሰሙናዊ ክልተ ቀጥታዊ በረራታት ካብን ናብን ጅዳ - ኣስመራ ትማሊ 17 ጥሪ 2024 ብወግዒ ጀሚሩ ኣሎ። እዚ በዚ መንገዲ ኣየር ተሰሪዑ ዘሎ በረራታት ን ረቡዕን ሰንበትን ከም ዝኾነ እዚ መንገዲ ኣየር ሓቢሩ ኣሎ። ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ በዚ መንገዲ ኣየር ክትጥቀሙ ን እትደልዩ ዓማዊል ብ ርትዓዊ ዋጋ ካብ ዝደለኽሞ ሃገር ኣየር ትኬት ክቕርበልኩም እዩ። ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ እድራሻ ተወከሱና።

+251927201786
+251956475063

Wakanda Travel Group

31/12/2023

Merry Christmas and Happy New Year ✈️

16/11/2023

Embark on extraordinary journeys with Wakanda Travel Agency! 🌍 Coming soon … stay tuned.

16/11/2023

ኣገዳሲ ሓበሬታ 🛑

ሎሚ ዕለት 16 ሕዳር ብ ቁጽሪ በረራ ET 313 ትፍለጥ ሰዓት 01፡25 AM ተበጊሳ ሰዓት 02:55 AM ክትዓልብ ተሰሪዑላ ዝነበረ በረራ ብዘይ ንጹር ምኽንያት ኣብ ኣስመራ ክልተ ግዜ ናይ ምዕላብ ፈተነ ድሕሪ ምግባር ክቐንዓ ስለ ዘይከኣለ ውሕስነት ተሳፈርቲ ንምውሓስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብሰላም ተመሊሳ ኣላ። እቶም ደሃይ ተሳፈርቲ ኣሻቒልኩም ዘሎ ዳግማይ በረራ ን ኣብ ሎሚ ዘሎ በረራታት ተሰሪዕሎም ከም ዘሎ ክንሕብረኩም ንፈቱ።

ከምዚ ተመሳሰሊ ኣገዳሲ ሓበሬታ ንምክትታል ነዚ ፔጅ ፎሎው ብምግባር ተኸታተልቲ ንኽትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም።

Wakanda Travel Group

Photos from Wakanda Travel Group's post 13/11/2023

መንገዲ ኣየር ኢማራት ( Fly Emirates ) 95 ሓደስቲ ቦይንግ ዝዓይነተን ነፈርቲ ንምዕዳግ ዋጋ 52 ቢልዮን ዶላር ውዕል ፈጺሙ። ኣብ ታሪኽ እዘን ቦይንግ 777X ዝዓይነተን ንፈርቲ ዝዓበየ ዕድጊ ሙኻኑ ዝንገረሉ ኣብ ዱባይ ዝካየድ ዘሎ ምርኢት ነፈርቲ (Dubai Airshow) እዩ ተፈጺሙ። እዚ መንገዲ ኣየር ኣብ ኣገልግሎት ዝርከባ 264 ነፈርቲ ይውንን፡ ከምኡ 'ውን ተወሰኽቲ 295 ነፈርቲ ኣዚዙ ከም ዘሎ ይፍለጥ።

Wakanda Travel Group

12/11/2023

2023 Dubai Airshow

12/09/2023

እንቋዕ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሃንስ ብሰላም ኣሰጋገረና።

28/08/2023

In Asmara, Eritrea — Pilots: “making the world a smaller place”👨🏽‍✈️✈️🌍

Inside the Boeing 737 flight deck of Ethiopian Airlines with First Officer ABRAHAM & Captain ESROM.

22/08/2023
17/06/2023

#ብስራት

ካናዳ ሓድሽ ናይ ኢሚግሬሽን መምርሒ ኣውጺኣ !

ብዕለት 26 ግንቦት 2023፡ ሚኒስተር ናይ ኢሚግሬሽንን ስደተኛታትን ኣቶ ሻን ፍሬዘር ከምኡ እውን ኣባል ፓርላማ ናይ ቫንኰቨር ዝኾነት ወይዘሮ ሄዲ ፍራይ፡ ናይ ስድራ ምጥርናፍ መስርሕ ንምቅልጣፍን ምብርታዕን ሓድሽ መምርሒታት ኣሕሊፎም ኣለዉ።

እዚ ሓድሽ መመሕሪ እዚ ነቶም ናይ መርዓ ፕሮሰስ ዘለዎም ዝምልከት ኮይኑ ፣ እቶም ካብ ካናዳ ወጻኢ ኮይኖም ዘመልክቱ ዘለዉ ቅድሚ ናይ ነባርነት ፕሮሰሶም(PR)ምስላጡ ብግዜያዊ መንበሪ ቪዛ(Temporary Resident Visa) ወይ እውን ብተለምዶ Vistors/Tourist Visa እንብሎ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ምስ ኣብ ካናዳ ዘሎ/ ዘላ መጻምድቶም ክራኸቡሉ ዝኽእሉ መስርሕ እዩ።

ብኻልእ ኣበሃህላ ኣብ ካናዳ ኴንኩም ንመጻምድትኹም ፕሮሰስ ምስ እትገብሩሎም፡ ፕሮሰሶም ወዲኦም ክሳብ ዝመጹ ምጽባይ ኣይደልን እዩ። ንግዜያዊ ናይ ነባርነት ቪዛ ብምምልካት ኣብዚ ዓዲ ክመጹን ምስ መጻምድቶም ኮይኖም ድማ ኣብ ውሽጢ ካናዳ ነቲ ናይ ቀዋሚ ነባርነት ወረቐቶም(PR) ክጽበዩ ይኽእሉ እዮም። እዚ ድማ ድሕሪ ናይ ካናዳ ኢሚግረሽን ነቲ ፕሮሰስ ምቕባሉን ቁጽሪ ፋይል ምሃቡን ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ክፍጸም ዝኽእል እዩ ።

ኣብዚ ዓዲ ምስ መጹ ንዝምልከትን፡ ቀዋሚ ናይ ነባርነት ካርድ (PR) ክሳብ ዝሕዙኸ እንታይ ክሰርሑ ንዝብል ሕቶ ንምምላስን፡ መንግስቲ ካናዳ ነቶም ብግዜያዊ መንበሪ ቪዛ(TRV) ዝመጹ ክፉት ናይ ስራሕ ፍቓድ ወረቐት (Open Work Permit) ከም ዝወሃቦምን ናይ PR መስርሖም ክሳብ ዝዛዘም ብእኡ ክሰርሑ ከም ዝኽእሉን ኣፍሊጡ ኣሎ።

ንምሉእ ሓበሬታ ብቛንቋ እንግሊዝ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ መላግቦ(link)ጠውቕ ፡

https://www.canada.ca/en/immigration-refugees-citizenship/news/2023/05/canada-is-reuniting-loved-ones-through-new-immigration-measures-new-measures-also-address-labour-shortages-in-canada.html

#ምንጪ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ መንግስቲ ካናዳ
#ትርጉም ዮናስ ተስፋይ

ንዝያዳ ሓበሬታን ምኽርን ምስ በዓል ሞያ እንተተማኸርኩም ሰናይ እዩ!

08/06/2023
04/06/2023

Wakanda Travel Group Basic Services

𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖗𝖆𝖛𝖊𝖑 𝖌𝖗𝖔𝖚𝖕

04/06/2023

መሰረታውያን ኣገልግሎታት ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ

𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖗𝖆𝖛𝖊𝖑 𝖌𝖗𝖔𝖚𝖕

31/05/2023

Happy International Flight Attendant Day

𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖗𝖆𝖛𝖊𝖑 𝖌𝖗𝖔𝖚𝖕

Photos from Wakanda Travel Group's post 28/05/2023

ሎሚ ኣብ ታሪኽ ኣቭየሽን ቻይና ከምኡ 'ውን ዓለምና ታሪኻዊት ዕለት ኮይና ተመዘጊባ 'ላ፣ ቻይና ብምሉእ ውሽጣዊ ዓቕማ ዘፍረየታ ኣብ ንግዳዊ በረራታት እተገልግል ኮማክ ሲ 919 (Comac C919) ዝሰመየታ ነፋሪት ብመንገዲ ኣየር ቻይና ኢስተርን (China Eastern) ኣቢላ ሎሚ ሰንበት ዕለት 28/05/2023 ፋልማይ በረርኣ ካብ ሻንጋይ ናብ በይጂንግ ኣካይዳ። እዚ ቻይናዊ ትካል ንዝቕጽል 5 ዓመታት ዓመታዊ ክሳብ 150 ነፈርቲ ከፍሪ መደብ ከም ዘለዎ ጠቒሱ፣ ድሮ 'ውን ካብ ዝተፈላለያ መንገዲ ኣየራት 1200 ዝበጽሕ ጠለባት ተቐቢሉ ከም ዘሎ ይጠቅስ። እዚ ትካል ነተን ናይ መጓዓዝያ መፍረ ነፈርቲ ብሒተንኦ ዝጸንሓ ትካላት ቦይንግ (Boeing) ከምኡ ኤርባስ (Airbus) ክወዳደር ከም ዝኽእል ይሕበር።

𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖗𝖆𝖛𝖊𝖑 𝖌𝖗𝖔𝖚𝖕

23/05/2023

Happy Eritrean Independence Day

𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖗𝖆𝖛𝖊𝖑 𝖌𝖗𝖔𝖚𝖕

Videos (show all)

ዋካንዳ ወኪል ጉዕዞ ፍቕርን በረኸትን ዝመልኦ ርሑስ በዓል ፋሲካ እንዳ ተመነየ  ካብ ናብን ዝተፈላልየ ሃገራት ትገብርዎ መገሻታት ብፍላይ ካብ ኤሮጳን ኣሜርካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ትገብርዎ ጉዕ...
እንሆ እቲ ን ነዊሕ እዋን ተተሊሙ ኣብ መስርሕ ዝጸንሐ ናይ ኦንላይን ወኪል ጉዕዞ (Online Travel Agency ) ፕሮጀክት ምስ ብዙሕ ትልምታቱ ኣገደስቲ ኣገልግሎታት ክህብ ኣሃዱ ኢሉ ...
Wakanda Travel Agency
Dubai Airshow
እንቋዕ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሃንስ ብሰላም ኣሰጋገረና።
𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖗𝖆𝖛𝖊𝖑 𝖌𝖗𝖔𝖚𝖕 #aviation #pilot #adventure #travel #travelagent #Eritrea
Ramadan Kareem
Women's day with Ethiopian Airlines ✈️𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖗𝖆𝖛𝖊𝖑 𝖌𝖗𝖔𝖚𝖕#aviation #pilot #Travel #Eritrea  #Ethiopia #women
𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖊𝖈𝖍-𝖙𝖆𝖑𝖐The youngest lady Pilot to fly around the world. እታ ዝነኣሰት ን ዓለም ምሉእ ክትዞራ ዝኸኣለት ጓል-ኣንስተይቲ ኣብራሪት𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙...
2 dimensional (2D) Cafe in Qatar.  𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖗𝖆𝖛𝖊𝖑 𝖌𝖗𝖔𝖚𝖕
Always looking up. Let's fly together!𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖗𝖆𝖛𝖊𝖑 𝖌𝖗𝖔𝖚𝖕#aviation #travelethiopia #habesha #EthiopianAirlines
𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 𝖙𝖊𝖈𝖍 𝖙𝖆𝖑𝖐ኣብ ምርኢት GITEX ዱባይ ንምርኢት ቀሪባ እቓልቦ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ዓለም ስሒባ ዝቐነየት በራሪት መኪና (Flying Car) ከነላልየኩም ✈️𝖜𝖆𝖐𝖆𝖓𝖉𝖆 ...

Telephone