Northern Star Hotel

Northern Star Hotel

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Northern Star Hotel, Hotel, .

Photos from Northern Star Hotel's post 07/01/2024

እንኳዕ ንበዓል ልደት ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና፡፡ብምክንያት በዓል ልደት ብኩቡር ዶግተር ዘርኡ ገብረሊባኖስ ንልዕሊ 3500 ዝኾኑ ፅጉማት ናይ ምሳሕ እንግዶት ተኻይዱ፡፡የቀንየልና ኩቡር ዶግተር ዘርኡ(መጋቢ ኣእላፍ)፡፡

18/08/2023
18/08/2023

Let’s celebrate together our culture event Ashenda at Northern star Hotel,Mekelle!!

Photos from Northern Star Hotel's post 19/01/2023

እነሆ በረከተ ጥምቀት ካብ ሓውና ኣይተ ዘርኡ ገብረሊባኖስ
--------------------------
ኩሉ ሻብ ልግሲ ዝኣመሉ ሓውና ኣይተ ዘርኡ ገብረሊባኖስ( ዘርኡ ገብረሊባኖስ ቢዝነስ ግሩፕ) ሎሚ እውን ከም ወትሩ በዓለ ጥምቀት ምክንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ዓዲግራት፣መቐለ፣ዓዲ ጉደምን ማይጨውን ዝርከቡ ስኡናት ወገናትን ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብተን ከተማታት ዝነብሩ ተመዛበልቲ ወገናትን ብድምር ን #13,000 ወገናት ናይ ምሳሕ እንግዶት ገይሮም።

ሎሚ ዘበን ኣብ ዝተከበረ በዓል ልደት እውን ኣብ መቐለን ዓዲግራትን ንዝርከቡ ዝተጸገሙ ወገናትን ተመዛበልትን ን #11,000 ወገናት ናይ ምሳሕ እንግዶት ምግባሮም ዝዝከር እዩ።

ክብረት ይሃበልና ኣይተ ዘርኡ!!

19/01/2023

ርሑስ በዓል ጥምቀት
ኖርዘርን ስታር ሆቴል መቀለ

Photos from Northern Star Hotel's post 19/01/2023

ርሑስ በዓል ጥምቀት
ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ቢዝነስ ግሩፕ በዓል ዋና ኖርዘርን ስታር ሆቴል መቀለ ንብዓል ልደት አብ መቀለን ዓዲ ግራትን ከባቢኡን ንልዕሊ 10,000 (ዓሰርተ ሽሕ) ፅጉማትን ተመዛበልትን ንዝኮኑ ናይ ምሳሕ እንግዶት እንትግበረሎም ንበዓል ጥምቀት ድማ ብዝበለፀን ብዝሰፈሐን አብ ከተማ መቀለ ን 2000 (ክልተ ሽሕ) አብ ዓዲ ግራት ን 4000 (አርባዕተ ሽሕ) አብ ሞኾኒ ን 3000( ሰለስተ ሽሕ) አብ ማይጨው ን3000(ሰለስተ ሽሕ) ልዕሊኡን ተመዛበልትን ፁጉማትን ንዝኮኑ ናይ ብዓል ጥምቀት ናይ ምሳሕ ፕሮግራም አካይዱ።
።።
የቀንየልና ዘርኡ ዕድመን ጥዕናን!!

06/05/2021

ወናኒ ሆቴል ኖርዘርን ስታር መንእሰይ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ 10 ኣብያተ ትምህርቲ ዝርከቡ ተመዛበልቲን ኣብ ኤለሻዳይ ዝርከቡ ሓራሳት፣ ኣካል ጉዱኣትን ኣረጋውያንን ተመዛበልቲ ንበዓል ፋሲካ መውዓሊ ዝኸውን
#10 ሰንጋ ብዕራይ
#100 ኪሎ በርበረ
#100 ሊትሮ ዘይቲ
#3500 እንጀራ
ብድምር ብጥረ ገንዘብ 483,000 ብር ሓገዝ ዝገበሩ እንትኮን
ቅድሚ ሐዚ እውን ኣቶ ዘራኡ ንዝተፈላለዩ ተመዛበልቲ ወገናትና ብጥረ ገንዘብን ብናውትን ልዕሊ 5,700,000 ብር ሓገዝ ዝገበሩ እንትከውን ኣቶ ዘራኡ ብጠቅላላ ንትመዛበልቲ ወገናትና ዘወፈዩዎ ሓገዝ ድማ ኣስታት 6.2 ሚሊዮን ብር ሓገዝ ጌሮም።
#ርክክብ ኣብዑር ምስ ተመዛበልቲ ወገናት

19/11/2019

NorthernStar Hotel🏢🏢🏢

Videos (show all)

#ዜና_ወፈያ_ንካላኣይ_ግዜወናኒ ሆቴል ኖርዘርን ስታር መንእሰይ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ 10 ኣብያተ ትምህርቲ ዝርከቡ ተመዛበልቲን ኣብ ኤለሻዳይ ዝርከቡ ሓራሳት፣ ኣካል ጉዱኣ...
NorthernStar Hotel🏢🏢🏢
NorthernStar Hotel🏢🏢🏢

Telephone