Titifamilyshop.com

Titifamilyshop.com

T**i Family Shop is an online store and is globally famous for its original and beautifully designed

17/07/2023
18/11/2022

ሰላም ንዓኩም 😍

11/11/2022

ናብቲ ካህን ኣገልጋሊ ማሕበር ከይዳ "ድሕሪ ደጊም ናብዚ ቤተክርስትያን ምምጻእ ከቋርጾ እየ" በለቶ።
ንሱ ድማ "ንምንታይ ከምዚ ንምግባር ከም ዝወሰንኪዶ ምሓበርክኒ" ብምባል ሓተታ።
ንሳ " ኣብቲ ናይ ኣምልኾ ጊዜ ብዙሓት ሰባት ሞባይሎም ክጥቀሙ እየ ዝርእዮም፡ ገሊኦም ይሓምዩ፡ ገለ ድማ ኣካይድኦም ቅኑዕ ኣይኮነን። በቃ ኩሎም ግቡዛት እዮም ..." ኢላ መልሲ ሂባቶ።

እቲ ካህን ማሕበር ቁሩብ ዝን ድሕሪ ምባል፡ ሐራይ ዝበልክዮ ይኹን፡ ግን ቅድሚ እዚ ናይ መወዳእታ ውሳኔ ምውሳንኪ ሓደ ነገር ክትገብርለይ ምደለኹ ፧ " በላ።
ንሳውን "ሐራይ ኢላ ፍቃደኛ ኮነት፧"

ከምዚ ክብል ከኣ ኣዘዛ:-
"ኣብ ብኬሪ ማይ መሊእኪ ክልተ ግዜ ኣብ ዙርያ እዛ ቤተክርስትያን ተንቀሳቐሲ ካብዛ ብኬሪ ግን ማይ ከተንጥቢ የብልኪን..," በላ።
ንሳኸኣ "ሐራይ ኢላ ከምዝበላ ጌራ ወዲኣ ናብኡ ተመለሰት "ከምቲ ዝበልካኒ ጌረ " በለቶ።

ንሱ ድማ ከምዚ ክብል 3 ሕቶታት ሓተታ፡-
1- ሞባይሉ ዝጥቀም ሰብ ርኢኺዶ፧
2 - ዝሓሚ ሰብ ርኢኺዶ፧
3 - ጌጋ ዝገብር ሰብ ርኢኺዶ፧
ንሳ ድማ " ማይ ከይፈሰኒ ኣብዛ ብኬሪ ጥራይ ኣተኲረ ስለዝነበርኩ ንዋላ ሓደ ሰብ ክጥምት ኣይከኣልኩን" በለቶ።
ንሱ ድማ " ንስኺውን ናብ ቤተክርስትያን ክትመጽኢ ከሎኺ ምእንቲ ከይትወድቂ ናብ ኣምላኽ ጥራይ ኢኺ ከተተኩሪ ዘሎኪ: ስለዚ እዩ እየሱስ "ንዓይ ሰዓቡኒ!!!" ኢሉና። ንክርስትያናት ሰዓቡ ኣይበለናን። እቲ ምስ ኣምላኽ ዘሎካ ዝምድና በቲ ካልኦት ሰባት ምስ ኣምላኽ ዘለዎም ዝምድናታት ክውሰን ኣይትፍቀድ። በቲ ንስኻ ኣብ ኣምላኽ ትገብሮ ኣተኩሮ ጥራይ ይወሰን።

ሸር ኣይንረስዕ
ካብዘንበብናዮ'ዩ

Adimo Media

ማርያም | Nay Adey Mariam Orthodox Tewahdo Mezmur| 08/11/2022

https://youtu.be/GDkkZovxdrM

ማርያም | Nay Adey Mariam Orthodox Tewahdo Mezmur| ድንግል ማርያም ካብ ኽፉእ ትሓልኹም!

Photos from T**ifamilyshop.com's post 26/07/2022
Photos from T**ifamilyshop.com's post 14/07/2022

Hi Friends I’m selling these beautiful outfits you can reach me by 6512109619 on What’s App, Viber or Telegram . Thank you!

Photos from T**ifamilyshop.com's post 14/07/2022

Hi Friends I’m selling these beautiful Jewelry’s. You can reach me by phone # 6512109619 on What’s App, Viber of Telegram. Thank you!

Photos from T**ifamilyshop.com's post 14/07/2022

Hey friends I’m selling these beautiful neckless and Jewelry’s. You can reach me on WhatsApp, Viber or Telegram by this #6512109619.

05/05/2022

Thanks for all your support
my page.❤️❤️❤️

Telephone

Website