Nebseka melelay

Nebseka melelay

Self-reflection: getting to know yourself.

01/07/2023

ሕልና ናይ ውሽጢ ሕጊ ኢዩ።

24/03/2023

ምዃን ስቓይ የስዕብ፣ ምኽንያቱ ቃንዛ ዘይብሉ ህይወት የለን።

21/01/2023
15/01/2023

ሓደ ማዕጾ ክዕጾ ከሎ ካልእ ይኽፈት።

28/12/2022

ኩሉ ሰብ ኣብቲ ዝጻወሮ ደረት ኣለዎ።

12/12/2022

ነቲ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ፍቕሪ ኣይትቕተሎ፡ ብሰንኪ ክፉእ ባህርያት ናይ ካልኦት።

04/12/2022

ኣብ ኩሉ ኩነታት ትምህርቲ ኣሎ።

20/11/2022

ሓጎስን ዘይሕጉስነትን ኣብ ህይወትና ከም ሓደ ኮይኖም ብሓባር ይርከቡ።

01/11/2022

ኣብ ክንዲ ምሃብ ክትቅበል ጥራይ ትጽበ እንተኾንካ፡ ብዛዕባ ዝምድና ጌጋ ሓሳብ ኣለካ።

14/10/2022

ውሽጣዊ ሰላም እንተዘይብልካ ሓገዝ ድለ እምበር ደሓን ከም ዘለኻ ጌርካ ኣይትዋሳእ። ኣይትሕፈሩ ኩላትና ሓደ ሓደ ግዜ ንቃለስ ኢና።

21/09/2022

ንኻልኦት ኣኽብር፣ መን ምዃንካ እዩ ዝገልጽ።

29/08/2022

ሓደ ሰብ ቀዳምነት ኣብ ዘይትህብሉ እዋን ዝጽበየካ ዘሎ ኣይመስለካ።

19/08/2022

ኣጸቢቕኩም ስምዑ ሰባት መን ምዃኖም ክነግሩኹም ኢዮም።

13/08/2022

ኣመስግን እንተዘይኮይኑ ፈጺምካ ኣይትዓግብን ኢኻ።

18/07/2022

ድልየት ስጋ ባርያ ይገብረካ እምበር ሓራ ኣየውጽኣካን እዩ።

16/07/2022

ንኣእምሮ ዘይምግቡ ነገራት ኣይትከታተሉ።

12/07/2022

ሰባት ንዓኻ ዘለዎም ፍቕሪ ነጸብራቕ ናይቲ ኣብ ገዛእ ርእሶም ዘለዎም ፍቕሪ ኢዩ።

04/07/2022

መን ምዃንካ ምስ ፈለጥካ ከም ካልእ ሰብ ኣይትዋሳእን ኢኻ።

25/06/2022

ሓደ ሰብ ንነብሱ ዋጋ እንተዘይሂብዋ ብኡ መሰረት ክቐርበካ ኢዩ።

22/06/2022

ኣይትዋሳእ፡ ኣብ ክንዲ ንኻልኦት ምቕዳሕ ነብስኻ ኩን። መን ምዃንካ እንተ ፈሊጥካ ምስ ነብስኻ ሰላም ክስምዓካ ኢዩ።

18/06/2022

በይንኻ ምዃን ተማሃር፣ ምኽንያቱ ካብ ነብስኻ ክትሃድም ስለዘይትኽእል።

16/06/2022

ንጥዕና ኣእምሮኻ ግዜ እንተዘይወሲድካ፡ ምስ ሓመምካ ጥዕናኻ ክትከናኸን ክትግደድ ኢኻ።

15/06/2022

ኣይትጅሃር ርእሰ ተኣማንነት ከምዘይብልካ ጥራይ ኢዩ ዘርኢ።

13/06/2022

ዋጋኻ እንተዘይፈሊጥካ ዋጋ ካልኦት ከተለሊ ኣይትኽእልን ኢኻ።

11/06/2022

ንተግባራትካ ሓላፍነት ውሰድ፣ ካልእ ሰብ ከምኡ ክገብረልካ ኣይትጸበ።

10/06/2022

በቲ ዝገበርካዮ ጌጋታት ንኻልኦት እንተወቒስካዮም፣ ነዊሕ ጉዕዞ ይጽበየካ ኣሎ።

07/06/2022

ሰላም እንተዘይብልካ ብዘይፍላጥ ንኻልኦት ክትጎድእ ትኽእል ኢኻ።

02/06/2022

ገዛ ርእስኻ እንድሕር ድኣ ዘይትፈልታ ኾይንካ፣ መንነትካ ተፍዩካ ኣሎ።

30/05/2022

ትዕቢት ይጎተካ እምበር ኣየማዕብለካን እዩ።

24/05/2022

ካብ ሓሳባትካ ክትሓድም ኣይትኽል ኒኻ፣ ሓገዝ ምሕታት ዝሕፍር ኣይኮነን።

Website