ሃይገት

ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ብኦንላይን ይኹን ብኣካል ተማሂርኩም ብሰርትፍኬት ክትምረቁ ምስ እትደልዩ ብዋትሳፕ +2567-0121-8968 ክትረክቡና ይከኣል፡

12/03/2024
Photos from ሃይገት's post 12/03/2024
27/02/2024

🌟 ብዲጂታል ማርከቲን ብምስልጣን ናይ ስራሕ ሞያዊ ክእለትካ ብምዕባይ ናይ ስራሕ ዕድላትካ ኣልዕል! 🌟

🚀 ንዲጂታላዊ ዝርግሐ ብግቡእ ናብ ውልቃዊ መዓላኻን ጥቅሚ ቢዝነስካን ከተምጽእ ድሉው ዲኻ? በቲ ኣብ ካንሳንጋ ካምፓላ ኣብ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ስልጠናታት ዝህብ ቤት- ትምህርት ሃይጌት ኣካዳሚ፡ ብናይ 3 ኣዋርሕ ዝወስድ እዋናዊ ዝኮን ኣዝዩ ፍሉይን ኣገዳስን ስልጠና ዲጂታላዊ ማርከቲን ኮርስና ብምስልጣን ናብቲ ዓለምና እትከዶ ዘላ ጉዕዞ ምዕባለ ብምጽንባር ጥራይ ዘይኮነ ናብ ረብሓኹም ኣውዕሉ።

🔥 እምነ ኩርናዕ ዝኮኑ ዘዕውቱ ዲጂታላዊ ስትራተጂታት ውጥናትን ማርከቲን ብምምሃር ንሓደ ትካል/ ቢዝነስ ኣብ ዕዳጋ ከተዕውቱ ከተማእዝኑን እትኽሉ ኣገደስቲ ሰባት ክትኮኑ ክትኻሉ ኢኹም።ንከተዋዓውዑ ኢልኩም ዝኮነ ፖስት ክትብሉ ከለኹምን ንዓሚል ዝስሕቡን ምስ ፍርያትኩም ዘላልዩን ኣገደስቲ ዲጂታላዊ ትሕዝቶታት ብሰሓብነት ክትሰርሑን ክትኽእሉን፣ ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ንሰማዕትኻ ከተሳትፍ ዝክእል ትሕዝቶታት ኣብ ምድላውን፣ ከምኡ’ውን ብስትራተጂካዊ ትሕዝቶ ምፍጣርን ምዝርጋሕን ትርጉም ዘለዎ ምትሕልላፍ ምሃብን ሓበረታ ቢዝነስኩም ዝክእለኩም ክእለት ክትዓጥቁ ኢኹም።

📝ንወብሳይትካ ይኹን ብሎግ ኣብ SEO ብቀዳምነት ዝሰርዑ ውጥናት ፣ ማራኺ ማሕበራዊ ሚድያ ጽሑፋት፣ ከምኡ’ውን ማራኺ ቪድዮ ትሕዝቶታት ምድላውን፡ ካላንደር ዝተሰርዐ ዝተፈላልዩ ትሕዝቶታት ምቅራብን ምድላውን ፣ ተኣማንነት ዓማዊል ምዕባይን ኣብ ኢንተርነት ዘለካ ርኡይነት ተቀባልነት ሰማይ ምዕባይን ገለ ካብቶም ኣብዚ ስልጠና እትስልጥኖም ምስጢራት ዲጂታል ማርከቲን እዮም።

🎓 ብሙኩራት ሰብ ሞያ ኢንዱስትሪ ዝወሃብ ኮርስና፡ ኣብ ክልሰ-ሓሳብ ምስ ግብራዊ ልምምዳት ብምውህሃድ ናይ ሓቂ ኣብ ባይታ ዓለም ክእለት ከም እትረክብ የረጋግጽ። ካብ ምምዕባል ትሕዝቶ(content) ንቢዝነስ ይዓቢ ኣሎን ወይስ ኣይፋሉን ዘፍልጡኻ መለኪዒታት ምትንታን፡ ከምኡ ወን ብግቡእ ነዞም መለክዒታት ተረዲእካ ዝሓይሽ ውጥን ንምውጣን ዘድልዩኻ ኣማራት ወን ገለ ካብቶም፡ ኣብዚ ናይ ዘመና ዲጂታላዊ ህላውን ዕበትን ተወዳዳርነት ክህልወካ ከምዘለዎን እንተዘይኮይኑ ንድሕርት ከምእትተርፍ ዘርእየካ ስልጠና እትቀስሞም እዮም።

መልክዓ ምድሪ ክትብለጽ ዝሕግዝ ክእለት ሒዝካ ክትምረቕ ኢኻ።

📱 ሙሉእ ክእለት ኣብ ዓውዲ ዲጂታል ማርከቲን ንምዕጣቅ ንሂወትካ በሪ ሞያዊ ዓወት ንምኽፋት ድሉው ዲኻ?
📱 በዚ ስልጠና ናይ ገዛእ ርእስካ ኦንላይን ቢዝነስ ክትከፍት ትደሊ ዶ?
📱 ወይ ወን ከም ኣብ ሓደ ትካል ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣካል፣ ክእለት ማርከቲን ዘለዎ በዓል ሞያ ኮንካ ተቆጺርካ ክትሰርሕ ትደሊ ዶ?

እወ ምስ ዝኮወን መልስኻ…..

ኣብዚ ኣብ ሓደ ዙር ውሱናት ቁጽሪ ተምሃሮ ጥራይ ዝቅበል ቦታኹም ንምውሓስ ሎሚ ብዋትስኣፕ ወይ ስልኪ ደዊልኩ ቦታኹም ንምውሓስ ርኸቡና።

ቑጽሪ ተለ ዋትሳፕ
+2567-5341-9403
+2567-0121-8969
+2567-4215-8531

🔑 ኣብ ሃይጌት ኣካዳሚ ተመዝጊብኩም ማስተር ዲጂታል ማርከቲን ኩኑ። ናብ ዲጂታላዊ ዓወት ጉዕዞኹም ካብዚ እዩ ዝጅምር!

25/02/2024

🌟ብክእለት ዲጂታል ማርኬቲን፡ ኣብ ሃይገት ኣካድሚ ብምስልጣን ናይ መጻኢ ሞያዊ ብቅዓትኩም ኣውሕሱ! 🌟

🔥ኣብዛ ዳይናሚክ ዝኮነ ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ እትቀያየር ዘላ ዓለም፡ ብ ዓውዲ ዲጂታል ማርከቲን ደረት ኣልቦ ዕድላት ማዕጾ ሞያዊ ክእለትኩም ክትከፍቱ ድሉዋት ዲኹም?

ኣብቲ ኣብ ካንሳንጋ ካምፓላ ዝርከብ ቤትምህርትና፡ ብስትራተጂካዊ ንሓደሽቲ ተምሃሮ ኣብ 3 ወርሒ ልዑል ውጽኢት ንምሃብ፣ ብኣገባብ ዝተዋደደ ስልጠና ስልጠና ዲጂታል ማርከቲን ብምስልጣን ነዚ ዕድል ብግቡእ ክትብርብርዎን ኣብ መዓላ ከተውዕልዎን፣ ዘክእለኩም ስልጠና እዩ።

ትምህርታት እዚ ስልጠና፡ ንሕና ንገዛእ ርእስና ኣብ ትካል ሃይገት ከምኡ ወን ንኻልኦት ትካላት ንልዕሊ +5 ዓመታት ዝሰራሕናሉን፡ እንሰርሓሉን ዘለና ኣዝዩ ኣገዳሲ ሞያዊ ክእለት እዩ፣📈💡

ከም ዝፍለጥ ማርከቲን ሂወት ሓደ ቢዝነስ ወይ ትካል እዩ። ብዘይ ማርከቲን ዝበለጸ ፍርያት ይኹን ኣጎልጉሎት ሃልይካን… ትካልካ ዋላ ሓንቲ ነገር ከይሸጠት እያ እትሓድር። ክእለት ማርከቲን ምስ ዝህልወካ ግን ኣብ ነፍስወከፍ ትካል ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣካል ኢካ። ምክንያቱ ሸቀጣት ትካል ከተዕቢ እትክእልን እንኮ ኣካል ብምዃንካ። በዚ ምኽንያት እዩ ማርከቲን ሂወት ቢዝነስ ዝበሃል እቲ ምንታይ ዘይትሸይጥ ዘላ ትካል ሂወት ስለዝይብላ ስለዝኮነት።

በዚ እዩ ድማ ኣገዳስነት ዲጂታል ማርከቲን ሸቀጥን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኮውን።🔑

🚀 ገለ ካብ ኣብዚ ስልጠና ብምምሃር ሞያኻ ብቅዓትካ ንቕድሚት ንምድፋእ እትረክቦም ነጥብታት፤

ንጀመርቲ ኣብ ግምት ብምእታው ዝተዳለወ ግብራዊ ትምህርታት ብምውሳድ ክእልትካን ተመኹሮኻን እተዕብየሉ።
ናይ ዝኮነ ትካል መን እዩ ቀንዲ ዓሚል፡ ብከመይን ኣበይን ትረክቦን ብግቡእ ክተጽንዕን ከተለልን ኢኻ።
ምስ ዕላማ ዝገበርካዮ ዓሚል ዝሰማማዕን ንዕኡ ናብቲ ዝደለኻዮ ዕላማ ዝስሕብን ዓይነት ቋንቋ ማርከቲን (Content marketing) ምስልጣን።
ግብራዊ ክእለት ንምጥራይን ፡ ኣብዚ እዋን ኣብ ባይታ ዓለም ምዕቡላት ኣለዉ ዝበሃሉ መሳርሕታትን ማርከቲን ዝሕግዙ መሳለጥያታት ብግቡእ ክትጥቀመሎም ከኽእለካ እዩ።

🔥 እዚ ክእለት ምስ እትዓጥ ማዕረ ክንደይ ንሓደ ትካል ከተገድስ ከም እትክእል ይበርሃልካ ይህሉ ዶ?
ነዘን ስራሕ ዝዘሓልን ትካላት በዚ ክእለት ማዕረ ክንደይ ከተበርክተልን ከተዕውተንን ትክእል ትብል?

🔥 ይትረፍ እሞ በዚ ሞያ ኣብ ትካል ተቆጺርካ ክትሰርሕ….ንናይ ገዛእ ርእስካ ቢዝነስ ንምምስራት ማዕረ ክንደይ የቅልለካ ኢልካ ትሓስብ?

🔥 ዝኮነ ንብረት፡ ከመይ ገርካ ዓደግቲ ብቀሊል ትረክበሉን ትሸጦን እንድሕር ፈሊጥካስ፣ ናትካ ቢዝነስ ብቀሊሉ ንምጅማር እንታይ ይዕንቅፈካ?


በዚ ምክያት እዩ ድማ እዚ ስልጠና ኣዝዩ ኣዝዩ ኣገዳሲ ፍሉይን ዝገብሮ።

🔑 መፍትሕ ዓወት እዚ ስልጠና፤
ምስጢራት ዓወት ዲጂታል ማርኬቲን ብኹለመዳያዊ ብምፍታሽ ክእለትካ ምዕባይ።
ኣብ ስራሕ ዓለም ኣዝዩ ኣገዳሲ ተደላዩን በዓል ሞያ ጌሩ ምስክር ወረቐት ዘሰልጥን።
ምስ ኣብቲ ሞያን ኢንዱስትርን ዘለዉ በዓል ሞያውያን ርክብ ምፍጣር፣ ንውልቃዊ ዕቤትካ ደጋፊ ዝኮነ መርበብ (Network) ዝፈጥረልካ ስልጠና።

💼 መጻኢኻ ውሑስ ግበሮ፤
ንነብስኻ ኣብዚ፡ ይትረፍ ዶ ንሕብረተሰብና ንዓለም ምሉእ ዳርጋ ሓድሽ ክትብሎ እትክእል ኢንዳስትሪ፡ ኣብ እትእትዎም ዕዳጋታት ቢዝነስካ፡ ንትካልካ ጥራይ ዘይኮነ ንመልላእ እቲ ዕዳጋ እትቅልስን እትመርሕን ገርካ ትመርሕ ኣካል ጌርካ ሕሰባ።
ክእለትካን ፈጠራኻን ከተርኢ ከለኻ፡ ማዕጾታት ዕድል ክኽፈቱን ብኡ መንጽር መመሊስካ ክትዓቢ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ።
ኣብ ሃይጌት ኣካዳሚ፡ ደፊርካ ዓበይቲ ነገራት ክትሓልምን፣ ነቶም ሕልምታት ናብ ክውንነት ንምቕያር ዝሕግዙ መሳርሕታትን ፍልጠትን ከትዓጥቅን ኢኻ።

ናብ ብሩህ መጻኢ ዝወስድ ቀዳማይ ስጉምቲ ክትወስድ ድሉው ዲኻ?
ድሉው ምስ እትኽወን፣ ኣብዚ ውሱናት ቁጽሪ ተምሃሮ ጥራይ ዝቅበል ስልጣና ኣቀዲምካ ቦታኻ ኣውሕስ።

ቦታኹም ንምሕዛዝ በዚ ኣድራሻ ርኸቡና፤

📱 ዋትስኣፕ፡ +2567-0121-8969
📱 ዋትስኣፕ፡ +2567-5341-9403
☎️ስልኪ፡ +2567-4215-8531

ኣድራሻ፡ ካንሳንጋ፡ ካምፓላ ኡጋንዳ
(ኣንጻር ኢኮ ማርት ወይ ኣብ ጎኒ ጆሊ ኮርት ባርን ቤት መግብን)

ሃይጌት ኣካዳሚ

24/02/2024

* ክንበብ ዘለዎ/ ኣገዳሲ ትዕዝብቲ ዝፈጥር ጽሑፍ

🚀 ሓደ እዋን፡ ሳራ እትበሃል ናይ ገዛእ ርእሳ ባዕላ እተካይዶ ትካል / ኦንላይን ቢዝነስ ክትጅምር ዓቢ ሕልሚ ዝነበራ ነበረት። ሳራ ወትሩ ኣብ ገጻት ሶሻል መዲያ፡ ዝተፈላላዩ ኣቁሑት ክሽየጡን ክዕደጉን ወትሩ ትርኢ ብምንባራ፡ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ኣብ ​​ዲጂታላዊ ዓለም ናይ ገዛእ ርእሳ መንገዲ ክትቀርጽን፡ ከምዚኣ እንተዝገብር ዝብል ዝነድድ ድሌት ናይ ቢዝነስ ምጅማር እኳ እንተነበራ፡

ካበይ ከም እትጅምር፡ እንታይ ከምእትገብርን ግን ኣይፈለጠትን።

🔥ዕጫ ኮይኑ ሓደ መዓልቲ፡ ሳራ ንመሓዛኣ ናብ ቤት ትምህርቲ ሃይገት ኣካዳሚ ስልጠና ተሓጋጋዝ ነርሲን ንክትወስድ ክትምዝገብ ተካይዳ እሞ፡ ንእግረመንገዳ ምስ ሓተተት ስልጠና ዲጂታል ማርከቲን ከምዘሎ ትሰምዕ። ሳራ እቲ Digital marketing ዝብል ኣምር ጽቡቅ ጌሩ ስለዘይተረድኣ፣ ብዛዕባ እንታይ ኢላ ሓተተት።

ተሓጋጋዚ ምምዝጋብ ተምሃሮ ሃይገት ኣካዳሚ ዝኮነት ስኒት ድማ….

💡 ዲጂታል ማርከቲን፣ ሂወት ሓደ ቢዝነስ ምዃኑን፣ ዋላ እዃ ኣብ ትካልካ ጽቡቅ ፍርያት ይኹን ኣጎልጉሎት ትቅርብ እንተኮንካ ግና ዓዳጊ ምስ ዘይፈልጠካ ዓሚል ምስ ዘይትረክብ ማርከቲን ምስ ዘይትገርብ፡ ፍርያትካ ኣብ ከብሒ ዓለባ ሳሬት ክሳብ ዝሕዝ ፈጨው ኢልካ ክትጽበን፡ ትካልካ/ቢዝነስካ ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ እና ሞተት ከምእትከይድ ብሰፊሕ ኣረድኣታ።

🚀 ክእለት ማርከትን ምስ ዝህልወካ ግን፣ ፍርያትካ/ኣጎልጉሎትካ ናብ ኩሉ ከምዝባጻሕ ክትገብር ዘክእለካ ብቅዓትን ክእለትን ስለእትዓጥቅ፣ ብቀጻሊ ኣብ ቅድሚ ዓማዊል ክትቀርብን ኣብ ሓንጎሎም ክትመላለስን ትኽእል እሞ፣ ብራንድ ሕላገት መንነት ምስሊ ትካልካ ተዕቢ፡ዓሚል ካብ እተፍርዮ ከቅርብ እንከሎ…” ከምዚ ዝበሃሉ ትካል ኣለዉ እኮ”.... “ ንሶም ከምዚ ፍርያት/ ኣጎልጉሎት ኣለዎም” ብምባል ብቀጻሊ ኣብ ኣቃልቦ ዓማዊል ክኣትዉን፡ ብኡ መንጽር ዓማዊል ናብ ቢዝነሶም ከም ዝውሕዙን ዝገብር ሞያ ማርከቲን እዩ በለታ።

ነዚ ክእለት በዚ ዓለምና ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ኩሉ ነገር ኮምፕተራይዝድ ዝኮነሉ ዘሎ እዋን፣ ንማርከቲን ብ ዲጂታላዊ መልክዑ ከተካይዶ ከለኻ ዲጂታል ማርከቲን ይበሃል” ብምባል ጽቡቅ ጌራ ኣረድኣታ።

🔥 ዲጂታል ማርከቲን ንሓደሽቲ ንኣሽቲ ትካላት፡ ይትረፍ ዶ ኣብ ከባቢኻን ሕብረተስብካን ዝተሓጽረ ንቢዝነስካ ዓለም ምሉእ ዝርግሐ ዝህብን፡ ዝደለካዮ ዓሚል ብፍሉይ ኣቶኪርካ ንዕኡ ጥራይ ከተዋዓውዕን፡ ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣብ ባይታ ዓለም ማዕረ ዓበይቲ ዓርሞሽሹ ዝኮኑ ንዓመታት ዝከደ ብራንድ ዘለዎም ትካላት / ቢዝነሳት ምስ ከም በዓል Addidas, Toyota, Apple, Coka Cola ምስ ኣለዋ ዝበሃላ ትካላት ዓለማና ንዓማዊል ብዓቅምካ ክትጫረት ኣብ ጸወታ ንክትኣቱ ዝክእለካ ብሉጽ መሳርሒ ናይ ቢዝነስ እዩ።

🌟 ብዲጂታል ማርከቲን ዙርያ ዘፍሪ ትካል ኣብ ዓለም ምሉእ ዘለዋ ደቀንስትዮ ብሓፈሻ ዘይኮነ፡ ብፍሉይ ነተን ዙርያ ዝደልያ ዘለዋ ፈልዩ ጥራይ ከተዋዓውዕ ዝክእለካ እዩ፥ እዚ ማለት ንዘየድልየካ ከተዋዓውዕ ገንዘብካን ግዜካ ትቁጡብ፡ እቲ ዝደሊ ዘበለ ቀጥታ ትረክቦ ብምህላውካ ድማ ቅልጡፍ ሸቐጣት ብምግባር ብዘንስካ ከተዕቢ የክእለካ።
📈 እዚ ኹሉ ተሓጋጋዚት ተምሃሮ ስኒት ክትገልጸላ ከላ ሳራ፡ ኣብ ኣእምሮኣ ከመይ ገረ ነዚእን ንብረት ናብ ከምዚኦም ዓማዊል ከተብጽሕንን ክትሸጠንን ብኡ ድማ ቢዝነስ ክትጅመርን ዘክኣላ ስትራተጂካዊ ውጥን ስእሊ ኣብ ኣእምሮኣ ተሰላስል ነበረት።

ብ ስልጠና ዲጂታል ማርከቲን ድማ ነዚ ሕልሚ ከተተግብሮ ከም እትኽእል በረሃላ።

🌟 ብዓቕማ ናይ ኦንላይን ቢዝነስ ክትከፍት ዝከእላ ስልጠና ክትመጽም ምዃና ብምርግጋጽ፡ ንመሓዝኣ ከተመዝግባ ዝመጸት ብሃንቆውታ ንሳ ንባዕላ ውን ኣብቲ ናይ 3 ወርሒ ኣብ ግብራዊ ልምምዳት ዘቶኮረ ስልጠና ዲጂታላዊ ማርኬቲን ተመዝገበት።

💡 ሳራ በቶም ጥበቦምን ክእለቶምን ዘካፈሉ ምኩራት መምህራን ተመሪሓ፡ ሰሙናት እናተጋህደ ምስ ከደ፡ ኣብ ሓደ ንሂወታ ዓቢ ለውጢ ነጥበ መቅይሮን ዘምጽእ ጉዕዞ ተበገሳ ተገንዘበት። ንሳ፡ ኣገዳሲን ንዓሚል ሰሓብን ኣሳታፍን (Content) ትሕዝቶ ናይ ምስራሕ ዓቅምን፡ ሓይሊ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብግቡእ ናብ ረብሓ ቢዝነስካን ውልቃዊ ሞያዊ ዕላማኻን ንምጥቃም፡ ከምኡ’ውን ዲጂታላዊ ህላወ(ዝርግሐ) ትካል ይኹን ቢዝነስ ብግቡእ ተተቒምካ ኣብ ዝበለጸ ደረጃ ምምዕባልን ናብ ዓወትካ ምውዓልን ዝክእላ ምስጢራት ተማህረት።

🌐ኣብ ነፍሲ ወከፍ ካላስ፡ ሳራ ዝነበራ ራእይ እናነጸረ፡ ከምኡ ወን ርእሰ ተኣማንነታ ሰማይ እናዓረገ ከደ። ድሮ ነቲ ናይ ገዛእ ርእሳ እትሓልሞ ዝነበረት ናይ ኦንላይን ቢዝነስ፡ ከመይ ገራ ከም እተተግብሮን እተካይዶን ፕላን ሰረዐት- በዚ ድማ ንዘለዎ ተውህቦን ክእለትን ብፍቅሪ ንዓለም ከተካፍለሉ እትኽእል ባይታ ምዃኑ ልዕሊ ኩሉ ኣሖጎሳ ።

📈 መመሊሳ ብእትረክቦም ዝነበረት ሓድሽ ፍልጠትን ናይ Entrepreneur (በዓል ዋኒን) ምዃን ባህጋ ብቀጻሊ ዛየደ። ኣንተፕሩነር ማለት ( ኣብ ሕብረተሰቡ ዘሎ ሃጓፍ/ጸገም ንምፍታሕ ብርትዓዊ ዋጋ ፍርያት ዝቅርብ ወይ ድማ ኣጎልጉሎት ንምሃብ፡ ንክዕወት ወይ ክወድቕ ሪስክ ወሲዱ ቢዝነስ ዝጅመር ሰብ እዩ።

ሳራ ወን ብ ኣብ ሃይገት ኣካዳሚ ዝቀሰመቶም ዲጂታላዊ ስትራተጂታት ዕዳጋ ተጠቒማ ምልክት ንግዳ ትካላ/ቢዝነሳ ንምህናጽ፡ እሙናት ዓማዊል ንምስሓብን መሸጣ ንምምራሕን ድሮ ትምህርታ ከይወደኣት ከለ ጅመረቶ። ናይ ሃይገት ኣካድሚ ትምህርታ ክትዛዘም ከላ፡ ናይ ትካላ ብራንድ ድሮ ኣብ ቅድሚ ዓማዊል በጺሑ ፍርያታ ክተላልን ዓማዊል ክትስሕብን ብዓቅማ ሸቀጣት ከተካይድን ከኣለት።

🚀 ኣብዚ እዋን፡ እቲ ኣብ ሓደ እዋን ርሑቕ ዝነበረት ሕልሚ ሳራ ድማ ብቀጻሊ እትዓብየሉ ዘላ ክውንነት ኮይኑ ኣሎ። ናይ ኦንላይን ቢዝነሳ ንሓይሊ ዲጂታል ማርኬቲን ብግቡእ ብምብርባር፡ ነቲ ንክትዕወት ኢልካ ቆራጽ ሪስክ ናይ ምውሳድ ዘለዋ ባህራን ምስኡ ዝከይድ ንገራት ክዕጸዉኻ ከለዉ ዘይምሕላልን ካልእ መንገድታት ምፍታንን፡ ናይ ሓደ ኣብ መንገዲ ዓወት ዘሎ ኣንተፕሩነር እዮም።

ንሳራ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በጺሓ፡ ክንርእያ ንመነ!

📱 ንስካ/ኺ ኸ? …..ናይ ባዕልኻ ናይ ዓወት ታሪኽ ክትጽሕፍ ድሉው ዲኻ?

ኣብዚ ጉዕዞ ንሳራን ካልኦት ተምሃሮ ሃይገት ኣካዳምን ኣብ ናይ (Entrepreneurship) በዓል ዋኒን ምዃን ጉዕዞኦም ምስ ሃይጌት ኣካዳሚ ዝክድዎ ዘለዉ ጉዕዞ ተጸንበር።

መዘኻከሪ፥
ሓደ ዙር ውሱን ቁጽሪ ተምሃሮ ይቅበል።
ተምሃራይ መሰረታዊ ምልከት ኮምፒተር ክህልዎ ኣለዎ።
ተምሃራ ማእከላይ ዝኮነ ደረጃ ምልከት ቋንቋ እንግሊዘና ክህልዎ ኣለዎ።
50% ምጉዳል ዋጋ ንቶም 2ይ ስልጠና ዝወስዱ ዘለዉ ዝመሃሩ ዘለዉ ሃይገት ኣካዳሚ።

ናብ ኦንላይን ቢዝነስን ንምጅማር ዝወስድ ጉዕዞኹም ንምጅማር ሎሚ ብዋትስኣፕ ወይስልኪ ረኪብኩም ተመዝገቡ!

ስልኪ፡
📱 +2567-5341-9403
📱 +2567-0121-8969
📱 +2567-4215-8531

ኣድራሻ፡ ካንሳንጋ፡ ካምፓላ ኡጋንዳ
(ኣንጻር ኢኮ ማርት ወይ ኣብ ጎኒ ጆሊ ኮርት ባርን ቤት መግብን)

🔑 ኣብ ኦንላይን ቢዝነስ ዓለም እትጎናጸፍዎ ናይ ዓወት ሕልምኹም ካብዚ እዩ ዝጅምር።
ሃይጌት ኣካዳሚ

መዘካከሪ * እዚ ጽሑፍ ኣብ ሓቂ ዝተሞርኮሰ ልብወለዳዊ ጽሑፍ እዩ።

23/02/2024

🌟ዲጂታል ማርኬቲን፡ ኣብ ሃይገት ኣካድሚ ብምስልጣን ናይ መጻኢ ሞያዊ ብቅዓትኩም ኣውሕሱ! 🌟

🔥ኣብዛ ዳይናሚክ ዝኮነ ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ እትቀያየር ዘላ ዓለም፡ ብ ዓውዲ ዲጂታል ማርከቲን ደረት ኣልቦ ዕድላት ማዕጾ ሞያዊ ክእለትኩም ክትከፍቱ ድሉዋት ዲኹም?
ኣብቲ ኣብ ካንሳንጋ ካምፓላ ዝርከብ ቤትምህርትና፡ ብስትራተጂካዊ ንሓደሽቲ ተምሃሮ ኣብ 3 ወርሒ ልዑል ውጽኢት ንምሃብ፣ ብኣገባብ ዝተዋደደ ስልጠና ስልጠና ዲጂታል ማርከቲን ብምስልጣን ነዚ ዕድል ብግቡእ ክትብርብርዎን ኣብ መዓላ ከተውዕልዎን፣ ዘክእለኩም ስልጠና እዩ።

ትምህርታት እዚ ስልጠና፡ ንሕና ንገዛእ ርእስና ኣብ ትካል ሃይገት ከምኡ ወን ንኻልኦት ትካላት ንልዕሊ +5 ዓመታት ዝሰራሕናሉን፡ እንሰርሓሉን ዘለና ኣዝዩ ኣገዳሲ ሞያዊ ክእለት እዩ፣📈💡

ከም ዝፍለጥ ማርከቲን ሂወት ሓደ ቢዝነስ ወይ ትካል እዩ። ብዘይ ማርከቲን ዝበለጸ ፍርያት ይኹን ኣጎልጉሎት ሃልይካን… ትካልካ ዋላ ሓንቲ ነገር ከይሸጠት እያ እትሓድር። ክእለት ማርከቲን ምስ ዝህልወካ ግን ኣብ ነፍስወከፍ ትካል ኣዝዩ ኣገዳሲ ኣካል ኢካ። ምክንያቱ ሸቀጣት ትካል ከተዕቢ እትክእልን እንኮ ኣካል ብምዃንካ። በዚ ምኽንያት እዩ ማርከቲን ሂወት ቢዝነስ ዝበሃል እቲ ምንታይ ዘይትሸይጥ ዘላ ትካል ሂወት ስለዝይብላ ስለዝኮነት።

በዚ እዩ ድማ ኣገዳስነት ዲጂታል ማርከቲን ሸቀጥን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኮውን።🔑

🚀 ገለ ካብ ኣብዚ ስልጠና ብምምሃር ሞያኻ ብቅዓትካ ንቕድሚት ንምድፋእ እትረክቦም ነጥብታት፤

- ንጀመርቲ ኣብ ግምት ብምእታው ዝተዳለወ ግብራዊ ትምህርታት ብምውሳድ ክእልትካን ተመኹሮኻን እተዕብየሉ።

- ናይ ዝኮነ ትካል መን እዩ ቀንዲ ዓሚል፡ ብከመይን ኣበይን ትረክቦን ብግቡእ ክተጽንዕን ከተለልን ኢኻ።

- ምስ ዕላማ ዝገበርካዮ ዓሚል ዝሰማማዕን ንዕኡ ናብቲ ዝደለኻዮ ዕላማ ዝስሕብን ዓይነት ቋንቋ ማርከቲን (Content marketing) ምስልጣን።

- ግብራዊ ክእለት ንምጥራይን ፡ ኣብዚ እዋን ኣብ ባይታ ዓለም ምዕቡላት ኣለዉ ዝበሃሉ መሳርሕታትን ማርከቲን ዝሕግዙ መሳለጥያታት ብግቡእ ክትጥቀመሎም ከኽእለካ እዩ።

🔥 እዚ ክእለት ምስ እትዓጥ ማዕረ ክንደይ ንሓደ ትካል ከተገድስ ከም እትክእል ይበርሃልካ ይህሉ ዶ?

🔥 ነዘን ስራሕ ዝዘሓልን ትካላት በዚ ክእለት ማዕረ ክንደይ ከተበርክተልን ከተዕውተንን ትክእል ትብል?

🔥 ይትረፍ እሞ በዚ ሞያ ኣብ ትካል ተቆጺርካ ክትሰርሕ….ንናይ ገዛእ ርእስካ ቢዝነስ ንምምስራት ማዕረ ክንደይ የቅልለካ ኢልካ ትሓስብ?

🔥 ዝኮነ ንብረት፡ ከመይ ገርካ ዓደግቲ ብቀሊል ትረክበሉን ትሸጦን እንድሕር ፈሊጥካስ፣ ናትካ ቢዝነስ ብቀሊሉ ንምጅማር እንታይ ይዕንቅፈካ?

በዚ ምክያት እዩ ድማ እዚ ስልጠና ኣዝዩ ኣዝዩ ኣገዳሲ ፍሉይን ዝገብሮ።

🔑 መፍትሕ ዓወት እዚ ስልጠና፤
* ምስጢራት ዓወት ዲጂታል ማርኬቲን ብኹለመዳያዊ ብምፍታሽ ክእለትካ ምዕባይ።
* ኣብ ስራሕ ዓለም ኣዝዩ ኣገዳሲ ተደላዩን በዓል ሞያ ጌሩ ምስክር ወረቐት ዘሰልጥን።
* ምስ ኣብቲ ሞያን ኢንዱስትርን ዘለዉ በዓል ሞያውያን ርክብ ምፍጣር፣ ንውልቃዊ ዕቤትካ ደጋፊ ዝኮነ መርበብ (Network) ዝፈጥረልካ ስልጠና።

💼 መጻኢኻ ውሑስ ግበሮ፤

--> ንነብስኻ ኣብዚ፡ ይትረፍ ዶ ንሕብረተሰብና ንዓለም ምሉእ ዳርጋ ሓድሽ ክትብሎ እትክእል ኢንዳስትሪ፡ ኣብ እትእትዎም ዕዳጋታት ቢዝነስካ፡ ንትካልካ ጥራይ ዘይኮነ ንመልላእ እቲ ዕዳጋ እትቅልስን እትመርሕን ገርካ ትመርሕ ኣካል ጌርካ ሕሰባ።

--> ክእለትካን ፈጠራኻን ከተርኢ ከለኻ፡ ማዕጾታት ዕድል ክኽፈቱን ብኡ መንጽር መመሊስካ ክትዓቢ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ።

--> ኣብ ሃይጌት ኣካዳሚ፡ ደፊርካ ዓበይቲ ነገራት ክትሓልምን፣ ነቶም ሕልምታት ናብ ክውንነት ንምቕያር ዝሕግዙ መሳርሕታትን ፍልጠትን ከትዓጥቅን ኢኻ።

ናብ ብሩህ መጻኢ ዝወስድ ቀዳማይ ስጉምቲ ክትወስድ ድሉው ዲኻ?

ድሉው ምስ እትኽወን፣ ኣብዚ ውሱናት ቁጽሪ ተምሃሮ ጥራይ ዝቅበል ስልጣና ኣቀዲምካ ቦታኻ ኣውሕስ።

ቦታኹም ንምሕዛዝ በዚ ኣድራሻ ርኸቡና፤

📱 ዋትስኣፕ፡ +2567-0121-8969
📱 ዋትስኣፕ፡ +2567-5341-9403
☎️ስልኪ፡ +2567-4215-8531

ኣድራሻ፡ ካንሳንጋ፡ ካምፓላ ኡጋንዳ
(ኣንጻር ኢኮ ማርት ወይ ኣብ ጎኒ ጆሊ ኮርት ባርን ቤት መግብን)
ሃይጌት ኣካዳሚ

22/02/2024

* ክንበብ ዘለዎ/ ኣገዳሲ ትዕዝብቲ ዝፈጥር ጽሑፍ

🚀 ሓደ እዋን፡ ሳራ እትበሃል ናይ ገዛእ ርእሳ ባዕላ እተካይዶ ትካል / ኦንላይን ቢዝነስ ክትጅምር ዓቢ ሕልሚ ዝነበራ ነበረት። ሳራ ወትሩ ኣብ ገጻት ሶሻል መዲያ፡ ዝተፈላላዩ ኣቁሑት ክሽየጡን ክዕደጉን ወትሩ ትርኢ ብምንባራ፡ ካብ ዕለት ናብ ዕለት ኣብ ​​ዲጂታላዊ ዓለም ናይ ገዛእ ርእሳ መንገዲ ክትቀርጽን፡ ከምዚኣ እንተዝገብር ዝብል ዝነድድ ድሌት ናይ ቢዝነስ ምጅማር እኳ እንተነበራ፡

ካበይ ከም እትጅምር፡ እንታይ ከምእትገብርን ግን ኣይፈለጠትን።

🔥ዕጫ ኮይኑ ሓደ መዓልቲ፡ ሳራ ንመሓዛኣ ናብ ቤት ትምህርቲ ሃይገት ኣካዳሚ ስልጠና ተሓጋጋዝ ነርሲን ንክትወስድ ክትምዝገብ ተካይዳ እሞ፡ ንእግረመንገዳ ምስ ሓተተት ስልጠና ዲጂታል ማርከቲን ከምዘሎ ትሰምዕ። ሳራ እቲ Digital marketing ዝብል ኣምር ጽቡቅ ጌሩ ስለዘይተረድኣ፣ ብዛዕባ እንታይ ኢላ ሓተተት።

ተሓጋጋዚ ምምዝጋብ ተምሃሮ ሃይገት ኣካዳሚ ዝኮነት ስኒት ድማ….

💡 ዲጂታል ማርከቲን፣ ሂወት ሓደ ቢዝነስ ምዃኑን፣ ዋላ እዃ ኣብ ትካልካ ጽቡቅ ፍርያት ይኹን ኣጎልጉሎት ትቅርብ እንተኮንካ ግና ዓዳጊ ምስ ዘይፈልጠካ ዓሚል ምስ ዘይትረክብ ማርከቲን ምስ ዘይትገርብ፡ ፍርያትካ ኣብ ከብሒ ዓለባ ሳሬት ክሳብ ዝሕዝ ፈጨው ኢልካ ክትጽበን፡ ትካልካ/ቢዝነስካ ካብ መዓልቲ ንመዓልቲ እና ሞተት ከምእትከይድ ብሰፊሕ ኣረድኣታ።

🚀 ክእለት ማርከትን ምስ ዝህልወካ ግን፣ ፍርያትካ/ኣጎልጉሎትካ ናብ ኩሉ ከምዝባጻሕ ክትገብር ዘክእለካ ብቅዓትን ክእለትን ስለእትዓጥቅ፣ ብቀጻሊ ኣብ ቅድሚ ዓማዊል ክትቀርብን ኣብ ሓንጎሎም ክትመላለስን ትኽእል እሞ፣ ብራንድ ሕላገት መንነት ምስሊ ትካልካ ተዕቢ፡ዓሚል ካብ እተፍርዮ ከቅርብ እንከሎ…” ከምዚ ዝበሃሉ ትካል ኣለዉ እኮ”.... “ ንሶም ከምዚ ፍርያት/ ኣጎልጉሎት ኣለዎም” ብምባል ብቀጻሊ ኣብ ኣቃልቦ ዓማዊል ክኣትዉን፡ ብኡ መንጽር ዓማዊል ናብ ቢዝነሶም ከም ዝውሕዙን ዝገብር ሞያ ማርከቲን እዩ በለታ።

ነዚ ክእለት በዚ ዓለምና ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ኩሉ ነገር ኮምፕተራይዝድ ዝኮነሉ ዘሎ እዋን፣ ንማርከቲን ብ ዲጂታላዊ መልክዑ ከተካይዶ ከለኻ ዲጂታል ማርከቲን ይበሃል” ብምባል ጽቡቅ ጌራ ኣረድኣታ።

🔥 ዲጂታል ማርከቲን ንሓደሽቲ ንኣሽቲ ትካላት፡ ይትረፍ ዶ ኣብ ከባቢኻን ሕብረተስብካን ዝተሓጽረ ንቢዝነስካ ዓለም ምሉእ ዝርግሐ ዝህብን፡ ዝደለካዮ ዓሚል ብፍሉይ ኣቶኪርካ ንዕኡ ጥራይ ከተዋዓውዕን፡ ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣብ ባይታ ዓለም ማዕረ ዓበይቲ ዓርሞሽሹ ዝኮኑ ንዓመታት ዝከደ ብራንድ ዘለዎም ትካላት / ቢዝነሳት ምስ ከም በዓል Addidas, Toyota, Apple, Coka Cola ምስ ኣለዋ ዝበሃላ ትካላት ዓለማና ንዓማዊል ብዓቅምካ ክትጫረት ኣብ ጸወታ ንክትኣቱ ዝክእለካ ብሉጽ መሳርሒ ናይ ቢዝነስ እዩ።

🌟 ብዲጂታል ማርከቲን ዙርያ ዘፍሪ ትካል ኣብ ዓለም ምሉእ ዘለዋ ደቀንስትዮ ብሓፈሻ ዘይኮነ፡ ብፍሉይ ነተን ዙርያ ዝደልያ ዘለዋ ፈልዩ ጥራይ ከተዋዓውዕ ዝክእለካ እዩ፥ እዚ ማለት ንዘየድልየካ ከተዋዓውዕ ገንዘብካን ግዜካ ትቁጡብ፡ እቲ ዝደሊ ዘበለ ቀጥታ ትረክቦ ብምህላውካ ድማ ቅልጡፍ ሸቐጣት ብምግባር ብዘንስካ ከተዕቢ የክእለካ።
📈 እዚ ኹሉ ተሓጋጋዚት ተምሃሮ ስኒት ክትገልጸላ ከላ ሳራ፡ ኣብ ኣእምሮኣ ከመይ ገረ ነዚእን ንብረት ናብ ከምዚኦም ዓማዊል ከተብጽሕንን ክትሸጠንን ብኡ ድማ ቢዝነስ ክትጅመርን ዘክኣላ ስትራተጂካዊ ውጥን ስእሊ ኣብ ኣእምሮኣ ተሰላስል ነበረት።

ብ ስልጠና ዲጂታል ማርከቲን ድማ ነዚ ሕልሚ ከተተግብሮ ከም እትኽእል በረሃላ።

🌟 ብዓቕማ ናይ ኦንላይን ቢዝነስ ክትከፍት ዝከእላ ስልጠና ክትመጽም ምዃና ብምርግጋጽ፡ ንመሓዝኣ ከተመዝግባ ዝመጸት ብሃንቆውታ ንሳ ንባዕላ ውን ኣብቲ ናይ 3 ወርሒ ኣብ ግብራዊ ልምምዳት ዘቶኮረ ስልጠና ዲጂታላዊ ማርኬቲን ተመዝገበት።

💡 ሳራ በቶም ጥበቦምን ክእለቶምን ዘካፈሉ ምኩራት መምህራን ተመሪሓ፡ ሰሙናት እናተጋህደ ምስ ከደ፡ ኣብ ሓደ ንሂወታ ዓቢ ለውጢ ነጥበ መቅይሮን ዘምጽእ ጉዕዞ ተበገሳ ተገንዘበት። ንሳ፡ ኣገዳሲን ንዓሚል ሰሓብን ኣሳታፍን (Content) ትሕዝቶ ናይ ምስራሕ ዓቅምን፡ ሓይሊ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብግቡእ ናብ ረብሓ ቢዝነስካን ውልቃዊ ሞያዊ ዕላማኻን ንምጥቃም፡ ከምኡ’ውን ዲጂታላዊ ህላወ(ዝርግሐ) ትካል ይኹን ቢዝነስ ብግቡእ ተተቒምካ ኣብ ዝበለጸ ደረጃ ምምዕባልን ናብ ዓወትካ ምውዓልን ዝክእላ ምስጢራት ተማህረት።

🌐ኣብ ነፍሲ ወከፍ ካላስ፡ ሳራ ዝነበራ ራእይ እናነጸረ፡ ከምኡ ወን ርእሰ ተኣማንነታ ሰማይ እናዓረገ ከደ። ድሮ ነቲ ናይ ገዛእ ርእሳ እትሓልሞ ዝነበረት ናይ ኦንላይን ቢዝነስ፡ ከመይ ገራ ከም እተተግብሮን እተካይዶን ፕላን ሰረዐት- በዚ ድማ ንዘለዎ ተውህቦን ክእለትን ብፍቅሪ ንዓለም ከተካፍለሉ እትኽእል ባይታ ምዃኑ ልዕሊ ኩሉ ኣሖጎሳ ።

📈 መመሊሳ ብእትረክቦም ዝነበረት ሓድሽ ፍልጠትን ናይ Entrepreneur (በዓል ዋኒን) ምዃን ባህጋ ብቀጻሊ ዛየደ። ኣንተፕሩነር ማለት ( ኣብ ሕብረተሰቡ ዘሎ ሃጓፍ/ጸገም ንምፍታሕ ብርትዓዊ ዋጋ ፍርያት ዝቅርብ ወይ ድማ ኣጎልጉሎት ንምሃብ፡ ንክዕወት ወይ ክወድቕ ሪስክ ወሲዱ ቢዝነስ ዝጅመር ሰብ እዩ።

ሳራ ወን ብ ኣብ ሃይገት ኣካዳሚ ዝቀሰመቶም ዲጂታላዊ ስትራተጂታት ዕዳጋ ተጠቒማ ምልክት ንግዳ ትካላ/ቢዝነሳ ንምህናጽ፡ እሙናት ዓማዊል ንምስሓብን መሸጣ ንምምራሕን ድሮ ትምህርታ ከይወደኣት ከለ ጅመረቶ። ናይ ሃይገት ኣካድሚ ትምህርታ ክትዛዘም ከላ፡ ናይ ትካላ ብራንድ ድሮ ኣብ ቅድሚ ዓማዊል በጺሑ ፍርያታ ክተላልን ዓማዊል ክትስሕብን ብዓቅማ ሸቀጣት ከተካይድን ከኣለት።

🚀 ኣብዚ እዋን፡ እቲ ኣብ ሓደ እዋን ርሑቕ ዝነበረት ሕልሚ ሳራ ድማ ብቀጻሊ እትዓብየሉ ዘላ ክውንነት ኮይኑ ኣሎ። ናይ ኦንላይን ቢዝነሳ ንሓይሊ ዲጂታል ማርኬቲን ብግቡእ ብምብርባር፡ ነቲ ንክትዕወት ኢልካ ቆራጽ ሪስክ ናይ ምውሳድ ዘለዋ ባህራን ምስኡ ዝከይድ ንገራት ክዕጸዉኻ ከለዉ ዘይምሕላልን ካልእ መንገድታት ምፍታንን፡ ናይ ሓደ ኣብ መንገዲ ዓወት ዘሎ ኣንተፕሩነር እዮም።

ንሳራ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በጺሓ፡ ክንርእያ ንመነ!

📱 ንስካ/ኺ ኸ? …..ናይ ባዕልኻ ናይ ዓወት ታሪኽ ክትጽሕፍ ድሉው ዲኻ?

ኣብዚ ጉዕዞ ንሳራን ካልኦት ተምሃሮ ሃይገት ኣካዳምን ኣብ ናይ (Entrepreneurship) በዓል ዋኒን ምዃን ጉዕዞኦም ምስ ሃይጌት ኣካዳሚ ዝክድዎ ዘለዉ ጉዕዞ ተጸንበር።

መዘኻከሪ፥
ሓደ ዙር ውሱን ቁጽሪ ተምሃሮ ይቅበል።
ተምሃራይ መሰረታዊ ምልከት ኮምፒተር ክህልዎ ኣለዎ።
ተምሃራ ማእከላይ ዝኮነ ደረጃ ምልከት ቋንቋ እንግሊዘና ክህልዎ ኣለዎ።
50% ምጉዳል ዋጋ ንቶም 2ይ ስልጠና ዝወስዱ ዘለዉ ዝመሃሩ ዘለዉ ሃይገት ኣካዳሚ።

ናብ ኦንላይን ቢዝነስን ንምጅማር ዝወስድ ጉዕዞኹም ንምጅማር ሎሚ ብዋትስኣፕ ወይስልኪ ረኪብኩም ተመዝገቡ!

ስልኪ፡
📱 +2567-5341-9403
📱 +2567-0121-8969
📱 +2567-4215-8531

ኣድራሻ፡ ካንሳንጋ፡ ካምፓላ ኡጋንዳ
(ኣንጻር ኢኮ ማርት ወይ ኣብ ጎኒ ጆሊ ኮርት ባርን ቤት መግብን)

🔑 ኣብ ኦንላይን ቢዝነስ ዓለም እትጎናጸፍዎ ናይ ዓወት ሕልምኹም ካብዚ እዩ ዝጅምር።
ሃይጌት ኣካዳሚ

Want your business to be the top-listed Media Company in Kampala?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Videos (show all)

🌟  ሃይጌት ኣካዳሚ፡ ቀጻሊ ንቅሓትን ስልጠናን ናብ መንገዲ ብሉጽነትኩም ! 🌟ንልዕሊ ሓሙሽተ ዓመታት፡ ሃይጌት ኣካዳሚ ፍሉይ ዝኾነ ናይ ኦንላይንን ብኣካልን ስልጠና ኣብ ምሃብ ኣብ ሕብረተሰብ...
ኣብዚ እዋን እንህቦ ዘለና ስልጠናታት 1፣ ስልጠና ቋንቋ እንግሊዘኛ ዝተፈለለዩ ደረጃታት (3 ወርሒ- 150$)    ምስ መእተዊ ፕሮሰስ ናይ ዓዲ እንግሊዝ ዘዳሉ ትምህርት2፥ ስልጠና ተሓጋጋዝ...
ኣብዚ እዋን ኩሉ ነገር ዲጂታላዊ(ብኮምፒተር ዝስራሕ) እና ኮነ እዩ ዝከይድ ዘሎ። ዳርጋ ኩሉም ሞያውያን ስራሓት ብኮምፒተር ተደጊፎም ስራሓቶም ከቃልሉ እንዕዘቦ ዘለና እዩ። ብ ኸምኡ እዩ ድማ...
ኣብዚ እዋን ኩሉ ነገር ዲጂታላዊ(ብኮምፒተር ዝስራሕ) እና ኮነ እዩ ዝከይድ ዘሎ። ዳርጋ ኩሉም ሞያውያን ስራሓት ብኮምፒተር ተደጊፎም ስራሓቶም ከቃልሉ እንዕዘቦ ዘለና እዩ። ብ ኸምኡ እዩ ድማ...
#powerofaccumulation #EritreaPrevails @ #habeshastyle #habeshabeauty #Eritrea #eritreanmusic #SmallActionsBigResults #ha...
#habeshabeauty #Eritrea #East #habesha #Tigray #eritreanbeauty #habeshawedding #eritreanmusic #habeshastyle #EritreaPrev...

Telephone

Address


Kabalagala
Kampala
00256
Other Kampala media companies (show all)
African Woman Magazine African Woman Magazine
Plot 15/17 2nd Street Industrial Area
Kampala

Fashion | Culture | People

Hannz Records Hannz Records
Plot 14 Ntinda 2 Road
Kampala, 000256

Hannz Records is a full fledge Production House, let's help you speak to your audience. We produce your content, be it Music, Radio Jingles TV Commercials,TV shows documentaries, n...

Little Room Studio Ug Little Room Studio Ug
Kampala

Specialising in: Film&TV music & Music Education.

MONEY  DREAM HI -FI MONEY DREAM HI -FI
Kampala Uganda
Kampala, 256

PROFFESSIONAL SOUND SYSTEM OUTTA UGANDA

Dee Vibes Entertainment Dee Vibes Entertainment
Kampala, 256

At Dee Vibes Entertainment...'we make it happen'

Daily Monitor Daily Monitor
29-35, 8th Street, Industrial Area
Kampala, 256

Official page for The Daily Monitor Newspaper, Uganda's leading independent daily. http://www.monitor.co.ug

STUDiO_10 STUDiO_10
P. O. Box 2322, Kampala - Uganda
Kampala, +256

STUDIO_10 is a family of God's Children who meet from time to time with one focus, to worship God with all they have.

933 KFM 933 KFM
Monitor Publications Limited, Plot 29-35, 8th Street Industrial Area
Kampala, 256

KFM is Kampala's Number One radio station for Better Information and the Best Music. KFM is a subsidi

91.3 CAPITAL FM 91.3 CAPITAL FM
Plot 1A Cooper Road Kisementi Post Box 7638
Kampala, 256

Capital FM is the leading Radio Station in Uganda on 91.3 FM with DJs like Marcus, Jackie, Ramesh, F

Ewetu Music Ewetu Music
P. O. Box 734
Kampala, 256

Ewetu Music Management Group is here to record, produce and give professional audio recordings. If your an artist with a different sound this is for you

Dj Danny Diaz Dj Danny Diaz
#2
Kampala

Business, For all your gadgets, and items... don't hesitate to browse through.

T-VIBE T-VIBE
Kampala, 256

...adding oomph to Hi Skool...